ጸጋማዊ ሰልፊ ናይ ኣውቶቡስን ቲኬትን ዋጋ ከጒድል እየ ክብል ተመባጺዑ። ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ ዓመታዊ ቅነ ፖለቲከኛታት ኣለምዳ...
ሓበሬታ
ኣገልግሎት ዜና ተተ ከምዝሓበሮ መንግስቲ ሽወደን ኣስታት 40 ሚልዮን ክሮነር ን ምውሓስ ጹሩይ ዝስተ ማይ ዝውዕል ባጀት...
እዚ ጽሑፍ እዚ ብዛዕባ ጸገማት ኣልኮላዊ መስተ እዩ። ብብዝሒ ወይ ቀጻሊ ትሰቲ እንተኾንካ፣ ኣልኮል ንሂወትካ ኣዝዩ ይጸሉ...
ህዝቢ ጫድ ካብ ዝተፈላለዩ ቀቢላታት ዝቘመ፡ ልዕሊ 100 ቋንቋታት ዝዛረብ ህዝቢ’ዩ። መርዓ ሕብረተ-ሰብ ጫድ ዝተፈላለዩ ኣገባባት ዘለዎ...
ፖሊስ እስራኤል፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ናይታ ሃገር ንዝተወለዐ ተቓውሞ ቤተ-እስራኤላውያን ንምብታን ኣብ ዝፍትነሉ ጎንጺ ተፈጢሩ። እቲ ጎንጺ፡...
ሎሚ ሮቡዕ ኣብ ሊቢያ ከተማ ትሩቡሊ ዝርከብ መዕቕቢ ሰደተኛታት ዝተካየደ ደብዳብ ነፈርቲ ብዙሓት ስደተኛታት ግዳይ ሞትን ሞቕሰልትን...
ተሌቪዥን ሽወደን ምምሕዳር ከተማ ሶልና ምስ ሓደስቲ መጻእቲ ዝነበሮም ውዕል ምስ ዝውዳእ ካብ ቤቶም የውጽእዎም ኣለዉ ክብል...
ኣብ በናና ጸሊም ነጥቢ ወይ መለግለግ ዝብል ነገር ክሪኡ ከለዉ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ዝዀነ ዝመስሎም ውሑዳት ኣይኰኑን።ይኹን...
ብመስረት ዝተካየድ ሓዱሽ መጽናዕት ከተማ ስቶክሆልም ብጽረት ኣብ ከተማ፣ ኣብ ጎደና ኮነ ኣብ ፓርክታት ከምእውን ኣብ ምእላይ...
ንስኻ ናእሽቱ ቈልዑ ዘለዉኻ፡ እቲ ቈልዓ ንእሽተይ ከሎ ወይ እቲ ቈልዓ እንተ ሓሚሙ፡ ነቲ ቈልዓ ንኽትኣልዮ ካብ...