ዘይማዕበላ ሃገራት ናብ ሽወደን ዝዕልምኦ ሰደድ ከዕብያ ከም እትሰርሕ ሚኒስተር ንግድ ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ ገሊጻ። ካብቲ...
ሓበሬታ
ፎክ፡ ተመሳሳሊ ፍልስፍና፣ ኣረኣእያን ኣነባብራን ዘለዎም ህዝብትታ፤ ሎር፡ ናይዞም ህዝብታት ነፀብራቕ ድማ ባህሎም እዩ፤ ስለዚ ፎክሎር ህዝብታትን...
ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ከምዝሓበሮ ዓመታዊ ስጋብ 21000 ሽሕ ዝኣኽሉ ስደኛታት ከምዝቕበልን እዚ ድማ ንጽቕጽል ክልተ ዓመታት ብኸምኡ...
ዓንቐር ብናይ ባህላውን ሕክምናውን ብመጥባሕቲ ምስትኽላእ ምኽላእ ዓንቐር ተባሂሉ ይጽዋዕ። ዓንቐር እንታይ እዩ ስርሓ? ዓንቕር ብጣዕሚ ኣገዳሲ...
ሬድዮ ሽወደን ሎሚ ንግሆ ኣብ ዝፈነውቶ ዜና ዜግነት ናይ ሸወደን ንምርካብ ኣብ ተራ 2ዓመትን ፈረቃን ምጽባይ ከምዘድልይ...
ጸቕጢ፡ ኣብ ህይወትና ከጋጥም ንዝኽእል ክብታን ለጠቕታን ናይ ሞራል’ዩ። እዚ ክስተት ኣብ ገለ ሰባት ጸጸኒሑ ዝርአ ንቡር’ኳ...
ሓንቲ ካብ ክፍሊ ዓለምና ዝኾነት ኣፍሪቃ፡ ብኣዝዮም ሰሓብቲ ፍጥረታትን ባህርያዊ ጸጋታትን ዝመልአት እያ። ንበጻሕቲ ዝስሕቡ ታሪኻውያን ቦታታት...
ኣብ ሽወደን ማዕበል ሙቐት ንዝያዳ መዓልታት ክቕጽልን ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ተኽእሎ ባርዕ ክኽሰት ዝለስኽእል ዝይዳ ጥንቃቐ ክግበር...
እዋኑ መስከረም 1888 ነይሩ። ሓይሊ ባሕሪ እንግሊዝ ኣብ ኣደን ዓሪዱ፡ ኣንጻር ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ንግዲ...
“ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣምሳያ ካሕሳ መካይኲም ክንህግረን ኢና” ዝብል መልእኽቲ ዘለዎ ደብዳቤ ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ደብዳቤታት...