ኣካላት ወዲ ሰብ በብዘካይድዎ ንጥፈታት፡ ምስ ምሉእ ጥዕናና ብሂወት ክንነብር ይሕግዙ። እዞም ብዝያዳ ዝጥቀሱ ክፋል ኣካላት፡ ማለት...
ሓበሬታ
ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2019 ቊጠባ ሽወደን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ተቓርኖ ኣርእዩ ክብክ በዓልመዚ...
ኣትክልቲ፡ ከም እንዕዘቦም ቀጠልያ ሕብሪ ዝውንኑ ኮይኖም- ንመግቢ ሰብን እንስሳን ዝውዕሉ፡ ካብኡ ሓሊፎም እውን ሰሓቢ መልክዕ ስለ...
ዕንባባታት፡ ዝበዝሑ ግዜያት ከም መግለጺ ህያብ እዮም ዝውሰዱ። በዚ ምኽንያት’ዩ ኣብ መመረቕታ፡ መርዓ፡ ቀብሪ፡ መዓልቲ ፍቑራት፡ ምፍናውን...
ነዊሕ ናይ ስራሕ ኣኼባ ኣጋጢምኩም ጻርጻር ዝበልክምሉ ኣጋጣሚዶ ትዝክሩ? ከምዚ ዓይነት ኣጋጣሚ ኣቋሪጽኻ ምውጻእ ሓደ መፍትሒ ገይሮም...
መግቢ ምብላዕ ንኣመጋግባኺ ጠመተ ሃቢ። ጥዑይ ኣመጋግባ ተመገቢ: ብዙሕ ፍራፍረ፣ ኣሕምልቲን ጥራምረን (ድንሽን ሕምባሻን) ናይ ጸባ ውጽኢታት...
ከም ሓጐስ፡ ሓዘን፡ ትብዓት፡ ፍርሒን ካልኦትን ስምዒታት፡ ኣብ ውሽጥና ዝፍጠሩ ንሂወትና ድማ ኣዝዮም ጸለውቲ እዮም። ስምዒታትናን ጠባይናን...
ሕጂ ብዙሓት ንዜግነት የመልክቱ ኣለዉ ተባሂሉ። ቊጽሮም እናበዝሐ ዝመጸ ሰባት ሽወደናዎ ዜግነት ክህልዎም ከም ዝደልዩን መጸበዪ ግዜ...
ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ዝርከቡ ከባቢ 160 ሚሊዮን ውልቀሰባት ዝርዝር መረዳእታ፡ ብሰርሰርቲ ተሰሪቑ ኢሉ፡ ኩባኒያ ኣገልግሎት ካፒታል...
ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ስርቂ ከምኒ ሮሌክስ ዝኣመሰላ ኣማኢት ኣሽሓት ክሮነር ዝዋጋአን ሰዓታት ገርጊሩ ምህላዉ ብምምልካት ወደይቲ ሰዓታት...