በዚ ዘሎ ልዑል ሙቐት ብነቕጺ ዝተዓብለለን ኲነታት ኣየር ኣብ ብርክት ዝበለ ከባቢታት ሽወደን ናይ ባርዕ ሓደጋ ከምጽእ...
ሓበሬታ
ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዜና መጽሔት 1. ብዛዕባ ሓተቲ ዑቕባ ባዕሎም ዝመርጽዎ መንበሪ ኣድራሻን ቦታን፣ ኣመልኪቱ ዝወጸ...
ብ ናስሮቪች “ሓንበስቲ ብፍርሂ እንተዝእሰሩ ሉል ዝበሃል ክቡር ስልማት ኣይምሃለወናን” ሳዲ ፍርሂ ካብቶም ፈጺሞም ዘይብሃጉ ስምዒታት እዩ፡፡...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ምስ ሰመረ ዝተሰማማዕናዮ፡ ናይ ሓዳር መደባት ንምትግባር ኣብ መስርሕ ከለና፡ ሓንቲ ልክዕ...
ደንማርክን ኖርወይን ካብ ዕለት 15/06/2020 ጀሚረን ካብን ናብን ሃገራተን ናይ መገሻ መስመራተን ክኸፍታ ተሰማሚዐን። ሽወደን ግን ኣብዚ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ብዳግማይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ሃስያ ከይወርድ ሻቕሎት ከምዘሎ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ዘሎዉ ሆስፒታላት ህጹጽ ምኽንያት ንዘይብሎም ብመጥባሕቲ ዝግበር ኣገባብ...
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ጥልቕ ዝበለ ፍልስፍና እንተ ኣቲና፡ ኣብ ፍጥረት ሕማቕ ወይ ጽቡቕ ዚብሃል ነገር ከም ዘየልቦ...
160 ሽሕ ዝኾኑ ነባሮ ሽወደን ነቲ ብ ሉንድ ዩንቨርሲቲ ዝተዳለወ ኣፕሊኬሽን መጸብጸቢ ምልክታት ኮቪድ-19 ካብ ኢንተርነት ዳውንሎድ...
“እዚ ኣብ መንጐ መንግስትን ዞባታትን ምንባብ ዘይምህላዉ ዘመልክት እዩ” ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፊን ሎሚ ምስ ሬድዮ ሽወደን...