ካብ ሎሚ ጀሚሮም፡ ኩሎም ልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት፡ ክኽተቡ ክግደዱ ምዃኖም፡ ግሪኽ፡ ኣዊጃ ክብል ማዕከን ዜና...
ሓበሬታ
ኣብዚ ሰሙን እዚ፡ ብዝሒ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 374,497 በጺሑ ምህላዉን፡ ምስ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ...
ኣብ ማሊ ብእተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ፡ ካብ ስልጣኑ እተባረረ፡ ፕረዚደንት ነበር፡ ኢብራሂም ኣቡበከር ኬይታ፡ ኣብ መበል 76...
ኣብ ኣመሪካን ካናዳን ብሰንኪ እተኸስተ ማዕበል ውርጪን በረድን ወቕቲ ሓጋይ፡ 80 ሚልዮን ህዝቢ እዘን ሃገራት ኣብ መጠንቀቕታ...
ከም ኣካል ናይቲ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ኣብ ቴክሳስ ኣብ ልዕሊ ቤተ መቕደስ ኣይሁድ እተኸስተ ናይ ጀሆ ምሓዝ...
ፕረዚደንት ዩክሬይን ነበር፡ ፔትሮ ፖርሸንኮ፡ ብኽሕደት ሃገር ተኸሲሱ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ናብ ናይ ቀድም ገዝኡ ናብ ዩክሬይን...
ኣብ ካርቱም ዋና ከተማ ናይ ሱዳን ዝሰርሑ ሓኻይም ብሰንበት ነቲ ኣብ ልዕሊ እቶም ሓኻይምን ናይ ሕክምና ኣካላትን...
ወቐሳ ካብቲ ኮሚሽን ኮሮና ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቤት ጽሕፈት ብዙሕ እንተተሰምዐ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ዝተወሰኑ ክፋል ናይ እንዳ ዓበይቲ...
ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ልዕሊ ማእከላይ ክፋል ናይ ስቶክሆልም ዝተመዝገበ ናይ ድሮን ምንቅስቓስ ብፖሊስ ይምርመር ከምዘሎ ኤክስፕረሰን...