ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና፡ ናይ መጥባሕቲ ቆጸራታት ምስግጋሮም ወይ ድማ ምስራዞም ንመሰላት ረብሓታት ሕማም (sjukpenning) ከምዘይስርዞም፡ መንግስቲ ሽወደን...
ሓበሬታ
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቲ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናብ ሽወደን ናይ ምምላስ እገዳ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ከፍርሶ ከም ዝወሰነ መንግስታዊ...
ትማሊ ለይቲ ኣብ ከባቢ ፖርሎቭ ዘጋጠመ ሓደጋ ንጉዕዞታት ባቡር ስኮና ከምዝዓንቀፎ ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። በቲ ሓደጋ ዘጋጠመሉ...
ኣብ ታሪኽ ኩባንያ ቮልቮ ንፈለማ ግዜ ኣብ ሓደ እዋን ክሳብ 2.2 ሚልዮን ዝብዝሐን ካብ 2006 ክሳብ 2019...
እቲ ንቆልዑ ዘለወን ስድራቤታት ተባሂሉ ዝወሃብ ዝነበረ ናይ መንብሮ ሓገዝ ብ 25% ንኽውስኽ ዝተመሓላለፈ ውሳኔ ካብ ሎሚ...
ትማሊ ምሸት: ከባቢ ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቀትሪ: ሓደ ህጻን ካብ ካልኣይ ደርቢ ናይ ሓደ ህጻን ናብ ሓጹር...
ካብ ሽወደን ናብ ግሪኽ ዝግበር ዝነበረ ቀጥታዊ በረታት ክሳብ 15 ሓምለ ፍቑድ ከምዘይኮነ ሰብ መዚ ግሪኽ ኣፍሊጦም።...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ መንጎ ሰልፍታት መንግስቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኣፈላላይን ዘይምስምማዕን ንምፍታሕ ቀጻሊ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ስደተኛታት ሽወደን ዝተራእየ ምፍልላይ ተኸቲሉ መንግስቲ ምስ...