ምስ ናይ ዓመተ 2021 እንክወዳደር ናይ ሎሚ ዓመት ሰደድ ሃብቲ ዓሳ ኖርወይ ዓብዪ ወሰኽ ምምዝጋቡ ጸብጻብ ርብዓዊ...
ሓበሬታ
ሰብ ዝጠንቁ ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ክኽሰት ቀሪቡ ምህላዉ ኣብ ጒዳይ ክሊማ ዘተኰረ በይነ መንግስታዊ ፓነል ውድብ ሕቡራት...
ሽወደናውያን ብድንጋጸ ን ስደተኛታት ዩክሬይን ኣባይቶም ይመቕሉ ምህላዎም ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ስቶክሆልም ስታድሚሽን ዝተባህለ ትካል ረድኤት ሽወደን ስደተኛታት...
ፖሊሲ ጸጥታ ሽወደን ሴፖ ስለያ ሩስያ ናይ ምብርዓን ስራሕ ኣበርቲዑ ተተሓሒዝዎ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ሓላፊ ጸረ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነቶም ኣብ ኣብ ዕድመ 65ን ልዕሊኡን ዘለዉ ሰባት ራብዓይ ብልቃጥ ክትባት ክወስዱ ኣዚዙ’ሎ።. እዚ...
ካብ ዝሓለፈ ሒደት ሳምንታት ኣትሒዘን ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከባ ቆንስላት-ኣከባቢ ካብ ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ኣብ ጽቡቕ ምቅርራብ...
ንቆልዑ ካብ ድኽነት ዝሕሉ ትካል ማይብሎማን ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ዓመታዊ ማዕከኑ ናይ ምስሳን ንጥፈት ምጅማሩ ኣፍሊጡ’ሎ። እቲ...
ድሕሪ ክልተ ዓመታት ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ኮቪድ-19 ንሕብረተሰብ ሓደጋ እዩ ካብ ዝብል ዝርዝር ክወጽእ ተጌሩ’ሎ። እዚ ማለት...
ሓምላይ ሰልፊ ንነዊሕ እዋን ሒዝዎ ዝነበረ መርገጺኡ ብምቕያር ካብ ቤት ማሕቡስ ምምላጥ ብገበን ዘቕጽዕ ተግባር ክኸውን ድሌት...
ብምኽንያት ምውዳእ ውጥን ለበዳ ኮሮና ኣብ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ, 26,400 ሰባት ናይ ሽቕለት ረብሓታቶም ክስእኑ ከም ዝኽእሉ...