ሓንቲ ቱርካዊት ጋዜጠኛ፡ ንፕረዚደንት ሬሴፕ ጠይብ ኡርዶጋን፡ ኣብ ናይ ቴለቪዥን መደብ ‘ጸሪፍክዮ’ ብዝብል ክሲ ከምዝተኣሰረት ተሓቢሩ ክብል...
ሓበሬታ
ፖሊስ ናይ ቤልጅዩም ናይ ማይ መዳፍዕ (water canons) ብምጥቃም ነቲ ኣብታ ርእሰ ከተማ ብራሰልስ፡ ኣንጻር ክታበት ኮቪድ፡...
ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ ናይ ኣስታት 70 ሚልዮን ዩሮ (ልዕሊ 725 ሚልዮን ክሮኖር ዝግመት) ዝኸውን መቕጻዕቲ ከምዝበየነ ተፈሊጡ ክብል...
እቲ ብጅር ኦሚክሮን ዝሰዓበ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ፡ መዛዘሚ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳ፡ ዝተራእየ ለበዳ ኮቪድ ክኸውን ተኽእሎታት ኣሎ...
ኣየርላንድ፡ ንማዕበል ምስፍሕፋሕ ኦሚክሮን፡ ብዓወት ሰጊራቶ ኣላ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፡ ማይክል ማርቲን፡ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት’ዚ፡...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሸወደን፡ ማግዳሊን ኣንደርሶን፡ ክሳብ ሕጂ ምልክታት ሕማም ኮቪድ ተርእይ ከምዘላ ተፈሊጡ። እዚ ብምዃኑ ድማ እዩ፡...
ኣብ ምምሕዳር ቬስተርቦተን፡ ብኮቪድ ተለኺፎም ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሕሙማት፡ ክሳብ ሕጂ፡ በቲ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን...
ሃብታማት ዝኾኑ ሰባት፡ ካብቶም ድኻታት ዝሰዑ ስለዝኾኑ ድዮም ኣብ ናብርኦም ዝሃብተሙ ኾይኖም? እዚ ክለሰ-ሓሳባዊ ሕቶ ንልዕሊ 60...
እቲ ነቲ ብመስርሕ ኢ-ኮመርስ (e-commerce) ሰርሑ ዝሰርሕ ገዚፍ ዝኾነ ኣማዞን ዝባሃል ትካል ብምምስራት፡ ውሩይ ዝኾነ በዓል ብዙሕ ሃብቲ፡ ጀፍ...