መንግስቲ ኖርወይ፡ ንመምርሒ ቀይድታት ኮሮና ከትርር ምዃኑ፡ ሎሚ ገሊጹ ክብል SVT ሓቢሩ። ኣቐድም ኣቢላ፡ ኦስሎ፡ ኣብ ህዝባዊ...
ሓበሬታ
ኣብ ሰሜን ሽወደን፡ ኪሮና፡ ሸውዓተ ሰባት ጽዒና እትጓዓዝ ዝነበረት መኪና፡ ብሰንኪ በረድ ዘጋጠማ ምንሽርታት፡ ሓደጋ ከምዝገበረት፡ ኣብ...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን፡ ምንቁልቋሉ ይቕጽል ከምዘሎ ካብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ዝወጸ ሰሙናዊ ጸብጻብ ሓቢሩ ክብል...
ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝመጹ ስደተኛታት፡ ምስ ሕብረተሰብ ሽወደን ንምምውህሃድ ንምኽኣል፡ ብሁስሆልኒንሱስኮፐት (Hushållningssällskapet) ዝምራሕ ብግሪን ኣረና (Green Arena)...
ብሰልፍታት ሶሻል ዲሞክራትና፡ ጸጋማይን ሚልዮፕርትየትን እትምራሕ፡ ምምሕዳር ትሮሌሄታን (Trollhättan)፡ ኣብቲ ምምሕዳር ዝረአ ዘሎ ዓሌታዊ ፍልልይ ንምውጋድ ብዝብል...
ኣባላት ናይ ሓንቲ ካብ ቀንዲ ሆስፒታላት ለንደን (ዓዲ እንግሊዝ) ምዃና እትፍለጥ ሆስፒታል፡ እቲ ብኩባንያ ኣስትራ ዚኒካ ዝፈረየ...
ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሽወደን ማለት Arbetsförmedlingen ኣብ መላእ ሃገር ብልዕሊ ፍርቂ ንዝነበሮ ህላወ ኣብያተ ጽሕፈቱ ክዓጹ ድሕሪ...
ፌስቡክ ኣብ ኣውሮፓን ሽወደንን ኣገልግሎት መራኸቢ ፍቑራት ምኽፋቱ ተገሊጹ። ዕድሜኦም 18 ን ልዕሊኡን ዝኾኑ ተጠቀምቲ ነዚ ኣገልግሎት...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ነቲ ሕማቕ ስዒበዮ!” ብስንባደ ነቲ ናታ ቃል ደገምክዎ። “እወ!… ክገርመካ ‘ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ትጠፍእ’ዩ’ ነገሩ።...
ኣማኑኤል ሳህለብተመክሮታትን ተምሳላትን ምስልታትን፡ ብምግንዛብን ምዝማድን ምንጽጻርን፡ ከምኡውን ብእተጠላለፈ ህዋሳዊ ፈትልታት ሓንጎል ወድሰብ፡ ካብ ምሕሳብ ኣየዕርፍን። ሰብ፡...