ካብ ደቡብ ኣሜሪካዊት ሃገር፡ ፓራግዋይ፡ ዝተበገሳ ኮንቴነራት ናብ ጀርመናዊት ከተማ ሃምቦርግን ቡልጋርያዊት ከተማ ኣንቲወርፕ ብዕለት 16/02/2021 ኣትየን።...
ሓበሬታ
ዕጡቓት ዓሌት ሁቱ ዝኾኑ ሩዋንዳውያን ነቲ ኣምባሳደር ኢጣልያ ቀቲልኩም ዝብል ክሲ ብምንጻግ ነዚ ቅትለት ዝፈጸምዎ ሰራዊት ዲ/ሪ/ኮንጎን...
ኣብ ሞባይላት ዝርከብ ኣገልግሎት ሮሚን (roaming)፡ ካብቲ እትጥቀመሉ ናይ ተሌፎን ሸፈነ ኣገልግሎት ወጻኢ ኣብ ትኾነሉ እዋን፡ ተወሳኺ...
ኣመሪካ ብዛዕባ ቅትለት ካሾግጂ ዝምልከት ኣዝዩ ኣፈዳሒ ዝተባህለሉ ናይ ስለያ ሰነድ ከም ዘለዋን እዚ ድማ ንሓደ ካብ...
ፍርያት ኩባንያ ሃዩንዳይ ዝኾና ናይ ኤሌክትሪክ መካይን፡ እቲ ዝጥቀማሉ ዘለዋ ባተሪ፡ ንሓደጋ ሓዊ ዘቃልዕ ኮይኑ ስለዝተረኽበ፡ እቲ...
ብመሰረት ዳህሳስ ኣንቲቦዲስ ኮቪድ -19፡ ኣብ ሌጎስ ጥራይ 4 ሚልዮን ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ከም ዘለዉን እዚ...
ኣብ ቦሮስን (Borås) ዮተቦሪን (Gothenburg) ዝቕመጡ 15 ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት፡ ብጌጋ፡ ክታበት ኩባንያ ኣስትራ ዚኒካ...
ኣብ ማእከል ማያት ዝርከብ መኽዘን ነዳዲ ዘይቲ ፈሲሱ ኣብ ስነ-ህይወት ባሕሪ ጒድኣት ድሕሪ ምውራዱ እስራኤል ብሰንበት ኲሉ...
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ታንዛንያ ዘሎ ኲነታት ለበዳ ኮሮና ኣሻቓሊ እዩ ዝብል መግለጺ ድሕሪ ምውጽኡ ፕረሲደንት ታንዛንያ...
ውሩይ ፖለቲከኛን ተቓዋሚ መንግስቲ ሩዋንዳን ሰይፍ ባምፖሪኪ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም እተቐትለ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ...