ሓበሬታ
ናይ ገዛእ ርእሰን ኣፍደገ ዘይብለን ኣብ ከም በዓል ኢክያ ዝኣመሰላ መደበራት ንግዲ ዝተዶከና ቤት ምግብታት፡ ካብ ዕለት...
ኣብ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ዳርፎር ኣብ ዝተኻየደ ኲናት እተፈናቐሉ ልዕሊ 180 ሽሕ ሰባት ህጹጽ ናይ መግብን መጽለልን...
ኣብ ምምሕዳር ያቭለቦሪ ዝርከባ ካልኣይን ላዕለዋይን ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ድሕሪ ክረምታዊ ዕረፍቲ፡ ናይ ርሕቀት ኣገባብ ትምህርቲ ክጅምራ...
ዶባት ሃገረ ኖርወይ፡ ካብ ዕለት 28/01/2021 ጀሚሩ ከምዝዓጸወት ይዝከር። እቶም በዚ ውሳኔ ቀንዲ ዝተጎድኡ እንተድኣ ሃልዮም ድማ፡...
እቶም ኣብ ዶብ ኣመሪካን ሜክሲኮን ተዓጊቶም፡ ትእምርቲ ፖሊሲ ጸረ ስደተኛታት ትራምፕ ኮይኖም ዝጸንሑ ሓተትቲ ዕቚባ ትማሊ ሓሙስ...
ሻምፕዮን ጒያ 800 ሜትሮ፡ ካስተር ሰመንያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ጐየይቲ ደቀንስትዮ ዝተወሰነ መጠን ነዝዒ ቴስተስትሮን ብምቅዋም ናብ...
ኣመሪካ፡ ጸብጻብ መርመራ ናይቲ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ዝተቐትለ ስዑዳዊ ጋዜጠኛ ጀማል ኻሾግጂ ክተቕርብ ምዃና ሓቢራ። እዚ ሰነድ፡ ንወራስ...
ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ ደኒማርክ፡ ልምምድ ሓባራዊ (ብብዝሒ) ክታበት ከተካይድ ምዃናን ኣብዚ መስርሕ ድማ 35 ሽሕ ሰባት ክኽተቡ...
ምምሕዳራት ሽወደን፡ መስርሕ ጸረ ኮሮና ክታበት ከካይዳ ኣብ ጽቡቕ ምድላዋት እኳ እንተሃለዋ፡ እቲ ዓቢ ጸገም ኮይኑ ዘሎ፡...