ኣቐድም ኣቢላ ምምሕዳር ኡፕሳላ፡ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ሰዓታት ህጹጽ እዋን ዝተባህለ ብምምሕዳራትን ከባቢታትን ሽወደን ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ ካብ...
ሓበሬታ
ካብ ማእከል መፍረ ዘምለጡ ሓራግጽ ዞባ ምፑማላንጋ (ደቡብ ኣፍሪቃ) ንተቐማጦ ከተማ ሄዚቪው ዓብይ ስግኣት ፈጢሮም ኣለዉ ክትብል...
131 ሽሕ ዝኾኑ ሰባት ኣብ 39 ዝተፈላለያ ክብጻሓ ዝኽእላ ቦታታት ክልል ትግራይ፡ ኣምሓራን ዓፋር ተመዛቢሎም ምህላዎም ኣህጒራዊ...
ኣመሪካ ነቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤላዊ ቢልዬነር፡ ዳን ገርትለር፡ ዝጸዓነቶ እገዳ ንምልሕላሕ ዝነበራ ሓሳብ ከም ዝቐየረቶ ተገሊጹ። እዚ...
ኣብ ዝሓለፈ ቀውዒ፡ ኣብ ደሴት ሞርያ፡ ግሪኽ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት፡ ሌስቦስ፡ ሓደጋ ባርዕ ኣጋጢሙ ምንባሩ ዝዝከር እዩ።...
ኣመሓዳሪ ዞባ ደልታ ነበር፡ ጄምስ ኢቦሪ፡ ኣብ ዓመተ 2012፡ ብዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብ፡ ኣብ ሃገረ ብሪጣንያ ክሲ ተመስሪትዎ...
እታ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ብቃለ-ፈጽሚ (parole) ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝወጸት፡ ተጣባቒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዝኾነት ሱዑዳዊት፡ ሉጄይን...
ካብ ገማግም ሃገረ ቱኒዝያ ቁሩብ ምስ ረሓቓ፡ ክልተ፡ ስደተኛታት ጽዒነን ዘንሳፍፋ ዝነበራ ጃላቡ ብምጥሓለን፡ ካብቶም ኣብ ልዕሊአን...
እቶም ከም ጾታዊ ምድፋርን ባርነትን ዝኣመሰሉ ቀጥታውን ዘይቀጥታውን ገበናት ኣብ ልዕሊኦም ብንታጋንዳ እተፈጸሞም ግዳያት፡ ካሕሳ ክረኽቡ እዮም...