ሳራ ኦባማ፡ እነሓጎኡ ንፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር፡ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ሆስፒታል ክእለያ ድሕሪ ምጽናሕ ከም ዝዓረፋ ዜናታት ውሽጢ...
ሓበሬታ
መንግስቲ ሱዳንን ብዓብዱልዓዚዝ ኣልሒሉ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጒጅለ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ሱዳን–ሰሜንን ሓደ ካብተን ምስቲ ኣብ 2019...
ሎሚ ሰኑይ፡ ናይ ንግሆ፡ ኣብ ፋሽታ፡ ስቶክሆሎም፡ ዝርከቡ 3000 ዝኾኑ ህንጻታት፡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከም ዘቋረጸን ናይዚ ምቁራጽ...
እዚ ብኣባላት ጸጥታ ኩርዲ፡ ዝተጀመረ ስርሒት፡ ነቲ ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት፡ ኣልሆል፡ ህይወት ዓሰርተታት ሰባት ዝቐዘፈ መጥቃዕቲ ድሕሪ...
ኣብ ሓደ ኣብ ማእከል ስቶክሆሎም ዝርከብ ናይ ንብረት ትካል፡ ነትጒ ብምግጣሙ፡ ፖሊስ ኣብ ከባቢ ሰዓት 8:20 ቅ.ቐ....
ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣትሒዛ ኣብ መትረብ ስዌዝ ተሸኺላ ዝነበረት ኣዝያ ዓባይ መርከብ ኤቨርግሪን፡ ካብቲ ተሸኺላቶ ዝነበረት፡ ዳግማይ...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን፡ ምንቁልቋል እንዳ ኣርኣየ ይመጽእ ምህላዉ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ይሕብሩ...
ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆሎም፡ ሪንክቢ፡ ዝርከብ እንዳ መዐደል ነዳዲ፡ ኣብ ጥቓ ሓንቲ መኪና፡ ዘይተፈልጠ ነገር ከምዝተረኽበ፡ ወሃቢት...