ሓደ በልጁማዊ፡ ኣብ ልዕሊ ኣቕራቢት ኲነታት ኣየር ዝኾነት ጸላም ጋዜጠኛ ተሌቪዥን፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ዝመልኦም መልእኽታት ብምስዳዱ፡ ቤት...
ሓበሬታ
ምምሕዳር ካልማር፡ ቀዳማይን ካልኣይን መድረኻት ክታበት ወዲኣ፡ ናብ ሳልሳይ መድራኽ ክትሰጋገር ምዃና ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...
ብስንኪ ሕማቕ ክሊማን ወራር ኣንበጣን ብሚልዮናት ዝቚጸሩ ሶማላውያን ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዖም ኣለዉ ክብል ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል ረድኤት...
መንግስቲ ቦትስዋና፡ ብልቃጥ ክታበት ተጸንቂቑ ብዝብል ምኽንያት፡ ኣብ ገሊኡ ዞባታት እታ ሃገር ክገብሮ ወጢንዎ ዝነበረ መደብ ክታበት...
ሚኒስትሪ መራኽቢታት ናይጀርያ፡ ዒሳ ፓንታሚ፡ ምስ ቦኮ ሓራም፡ ርክባት ኣሎካ ተባሂሉ ንዝቐረበሉ ክሲታት ኣሉታዊ መልሲ ሂብሉ’ሎ። ንሱ፡...
መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ነቲ ልዕሊ 7 ሚልዮን ኣሜሪካውያን ዝተኸትብዎ፡ ፍርያት ኣሜሪካዊ ኩባንያ ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ኮቪድ-19 ንግዝይኡ ከምዘቋረጸቶ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፡ ሃገሩ፡ ነቲ ብእስራኤል ኣብ ትሕተ ምድራዊ ህንጻ ኑክሌር፡ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ሕነ ክትፈዲ ምዃና...
መርመራ ናይ 11 ኣባላት፡ ሕሉፍ ጀርመናዊ ኣሸባሪ ጒጅለ “ግሩፕ ኤስ” ሎሚ ሰሉስ፡ ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት፡ ጀርመን፡ ከም...
ሃገረ እንግሊዝ፡ ድሕሪ ካብ ኤውሮፓዊ ሕብረት ምውጻኣ፡ እቶም ኣብ ሽወደን ብስራሕ፡ ትምህርቲ ይኹን ብኻልእ ምኽንያት ዝቕመጡ ዜጋታት፡...