ካብ ዕለት 01 ሓምለ ጀሚራ፡ ሃገረ ጀርመን፡ ኣፍደገኣ ንበጻሕቲ ክትከፍት ምዃና ብመንገዲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ ሄይኮ ማስ፡...
ሓበሬታ
ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ንልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም እንተዘይኮይኑ ንኻልእ ሰብ ከም ዘይወሃብ፡ ሃገረ ጣልያን ገሊጻ ክብል ማዕከን...
ተመራመርቲ ኣብ ሩባታት፥ ውቅያኖሳት ገማግምን ምድርቤት ባሕሪታትን ዝተጓሕፉ 12 ሚልዮን ቊርጽራጽ ጓሓፍ ድሕሪ ምምርማር 80 ሚእታዊት ማያዊ...
ኣብ ምምሕዳር ኖርቦተን ዝነብሩ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ሰባት፡ ጸረ ሕማም ኮቪድ፡ ክኽተቡ ከምዝኽእሉ፡ እቲ ምምሕዳር ሓቢሩ ክብል...
ኣብ ኣመሪካ፡ ዝዓበየ ምዃኑ ዝንገረሉ ዲጋ ሁቨር፡ ትሕዝቶ ማዩ ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ሰብመዚ’ታ ሃገር ገሊጾም...
“እስከ ኣብርህለይ፡ እተን ሰለስተ መንገድታት ዝበልክየን፧” ንዕላላ ኮሊፈ ተወከስክዋ። “ብእግሪ ዝበልኩኻ፡ ካብ ግሪኽ ተበጊስካ ብተርታ ወይ...
መግዛእቲ እንግሊዝ (The Queen’s Subjects) ሚስተር ስሚዝ እዩ ስሙ። ግን ሚስተር ስኒዝ ኢዮም ዚብሉዎ ዝነበሩ ኣብ 40ታት...
መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ ኣብ ሃገራት ኖርዲክ፡ እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ጸብጻባት ሓቢሮም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ...
ኣብ ዕለት 24 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ፈተና፡ ኣብ ትሕቲ ምክትታል ኮንስላዊ ጉዳያት ዩኒቨርስታትን...
ሙስሊም ኣመሪካዊት ኣባል ኮንግረስ፡ ኢልሃን ዑመር፡ ንእስራኤል፡ ኣመሪካን ጣሊባንን ብምምስሳላ፡ ካብ ኣባላት ዲሞክራስያዊ ሰልፊ’ታ ሃገር ወቐሳ ከም...