ካብ ሮቡዕ ጀሚሮም፡ ኩሎም ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት፡ ናይ ክታበት ቆጸራ ክሕዙ ከምዝኽእሉ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ...
ሓበሬታ
193 ዝኾና ኣባላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንሓይልታት ዓቃብ ሰላም ዝኸውን ባጀት ኣብ ምጽዳቕ ክሰማማዓ ብዘይ ምኽኣለን ኣብ...
ሎሚ ሰኑይ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቨን፡ እቲ ኩሉ ሰብ ክጽበዮ ዝጸንሐ ውሳነ ሂቡ። ስቴፋን ሎቨን፡ ካብ...
ህቡብ ካሜሮናዊ ደራፋይ: ዌስ ማዲኮ: ኣብ መበል 57 ዕድሜኡ ኣብ ፈረንሳ ብዓርቢ ምሸት ምሟቱ ተገሊጹ። ማዲኮ በታ...
ሚኒስተራት ጒዳያት ወጻኢ ናይ ልዕሊ 40 ሃገራት: ኣብ ኣፍሪቃ እናስፋሕፍሐ ዝመጸ ዘሎ ስግኣት ዳዕሽ (IS) ዛዕባ ጌረን...
ደቡብ ኣፍሪቃ: ሳልሳይ ማዕበል ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ጽንክር ዝበሉ ሓደስቲ መምርሒታት ምትእትታዋ ፕረሲደንት እታ ሃገር: ሲሪል ራማፎሳ:...
መራሕቲ ኣውስትራልያ: ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝተኸስተ ሓድሽ ገጽ ለበዳ: ሎሚ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ኣኼባ ምህላዎም ተገሊጹ።...
ብመንገዲ ቴሌፎን ዝካየዱ ናይ ምድንጋር መስርሕ፡ እናዛየዱ ይመጹ ምህላዎም ኣብ ሽወደናዊ ሬድዮ ኢኮት ዝቃላሕ “ብስም ሕጊ” “I...
ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮፓ ክሰግሩ ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ፈተነታት ዝነበሩ 178 ስደተኛታት፡ ኣብ ደቡባዊ ገማግም ቱኒዝያ...
ህቡብ ደራፋይ ኤድ ሺራን: ሊራ ዝሰመያ ጓል: ድሕሪ ምብኳሩ ኣብ ህይወት ዝጸንሖ ኣጠማምታ ፈጺሙ ከም እተቐየረ ገሊጹ።...