ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት: ዓመታዊ ዕቤት መጠን ልቓሕ ኣባይቲ: 5.9% ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ካብቲ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ...
ሓበሬታ
ኩባንያ ህዝባዊ መጓዓዝያ ኤስ ጀይ (SJ) ካብ ዕለት 15 ሓምለ ጀሚሩ: ምሉእ ናይ ባቡር ትኬታት ክሸይጥ ክጅምር...
ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ነቶም ኣብ ዓመተ 1991 ን ቅድሚኡን ዝተውልዱ ነበርቲ እቲ ምምሕዳር፡ ካብ ሰሉስ ጀሚሮም ክታበት ኮቪድ-19...
ፕረዚደንት ባይቶ ሽወደን፡ ኣንድርያስ ኖርለን፡ ድሕሪ ምስ ወከልቲ ሰልፍታት ዘካየዶ ርክብ፡ ብዛዕባ ምንታይ ከምዝተዛረቡን ንናይ መጻኢ ኣንፈት...
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን፡ ትማሊ ሰሉስ ምሸት ሰዓት 9፡00 ድ.ቐ. ኣንጻር ሃገራዊት ጋንታ ዩክሬን ኣብ ዘካየደቶ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሳውዝ ኣፍሪካ ንፕረሲደንት ነበር ጃኮብ ዙማ ን 15 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ፈሪዱ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት...
ኣመሪካ፥ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ንትግራይ ዛዕባ ዝገበረ ህጹጽ ጒባኤ ባይቶ ጸጥታ ክግበር ጻውዒት ምቕራበን AFP ሓቢራ። እዚ ኣኼባ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እስራኤል: የዒር ላፒድ: ሎሚ ሰሉስ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብምኻድ ኣብ ዝምድና እስራኤልን ሃገራት...
ግዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ትማሊ ካብ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ ሃዲሙ መቐለ ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ...
ካብ ሓሙስ ጀሚሩ፡ ኣብ ዕጹው ኣደራሻት ዝካየዱ ህዝባውያን ኣጋጣሚታት ክሳብ 3 ሚእቲ ኣብ ደገ ድማ ክሳብ 3...