ብሪጣንያ፡ ብዘይ ፍቓድ ናብ ሃገራ ንዝኣተው ስደተኛታት፡ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክትኣስር ምዃና ኣፍሊጣ። ሓላፊት ውሽጣዊ ጉዳይ ዓባይ...
ሓበሬታ
ብሓደ ዝነብሩ እኩባት ሰባት ወይ ማሕበረሰብ ዚኽተሉዎ ክብርታት ወይ ወግዕታት ኣለዎም። ሰብ ኪሞቶም ከሎ እንታይ ይገብሩ? ከመይ...
ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ብዝተኸስተ ግጭት: 13 ሰባት ከም እተቐትሉ: ተልእኾ ዓቃብ ሰላም እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ብሚኑስካ...
ዕጡቓት ግብረ ሽበራውያን ንምዕጋት ናብ ሞዛምቢክ ዝወፈረ ሰራዊት ሩዋንዳ: 30 ዕጡቃት ከም ዝቐትለ ቢቢሲ ሓቢራ። ሰራዊት ሩዋንዳ:...
ናይጀርያ: ዘይሕጋውያን ዕጡቓት ጒጅለታት ንምቅላስ ብዝብል ዝገዝኣተን ቀዳሞት ሽዱሽተ ነፈርቲ ምቕባላ ቢቢሲ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዘን...
ኦሊምፒክ ቶክዮ: ካብ ካልኦት ቅድሚ ሕጂ ዝተኻየዱ ውድድራት ብዝተፈልየ መልክዕ ንምክያድ ተዳልዩ ኣሎ ተባሂሉ። ኣብዚ ዓለምና ኣብ...
ኣስታት 700 ዝኾኑ ሰባት፡ ኣብ ውሽጢ ሽወደን ስለዘየለዉ፡ ኣብ ዘይተረኽብሉ መጋባእያታት ንማእሰርቲ ከምዝተፈርዱ፡ ንጸብጻባት SVT ብምጥቃስ፡ ማዕከን...
ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር፡ ጃኮብ ዙማ፡ ሎሚ ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝፍጸም ስነ ስርዓት ቀብሪ ናይ ምንኣስ...