ኣብ መካነ መቓብር ኦስትራ፡ ማልመ፡ ተተኺሉ ዝነበረ 40 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ናይ ሓጺን ሓጹር፡ ብለይቲ፡ ካብ ቦትኡ...
ሓበሬታ
ኣብ መላእ ዓለም፡ ልዕሊ 4 ቢልዮን ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19፡ ኣብ ጥቕሚ ከምዝወዓለ ተፈሊጡ ኣሎ። መጠን ክትባት፡ ኣብ...
ንኹሉ ገግዜኡን ዘዘመኑን ኣለዎ። ለባም ዝኸብረሉ ዘመን ኣሎ፡ ለባም ዚነዓቐሉ ግዜ ድማ ኣሎ። ዓሻ ዝሕብኣሉ ዘመን ኣሎ፡...
ካብቶም ንሓይልታት ኣመሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣስተርጐምቲ ኮይኖም ዘገልግሉ ዝነበሩ ኣፍጋኒስታናውያን፡ እቶም 200 ዝኾኑ፡ ናብ ኣመሪካ ክኣትዉ ከም...
ፕረዚደንት ቱርኒዝ፡ ቐይስ ሰዒድ፡ ንቅዋም እታ ሃገር ክኽተል ምዃኑን ንናጽነት’ታ ሃገር ክከላኸል ምዃኑን ንህዝቢ ቱኒዝያ ቃል ኣትይሉ...
ቢቢሲ፡ ኣብ ኣውራጃ ሄናን ዕልቕልቕ ተኸሲቱ ብዝብል ናይ ሓሶት ዜናን ምድንጋርን ፈጢሩ ክትብል ቻይና ከሲሳ ክብል ማዕከን...
ስዑዲ ዓረብ፡ ን17 ኣዋርሕ ተዓጽያ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ዝተኸትቡ ናይ ወጻኢ በጻሕቲ ክኣትዉ ምፍቃዳ ኣገልግሎት ዜና መንግስቲ ሓቢሩ...
ኣብ መንጎ ስቶልዳለንን ሃለፎርስ ዘሎ መስመር መንገዲ ባቡር፡ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ዘጋጠመ ስለ ዝተበላሸወ፡ ካብ ዮቶቦሪ ክሳብ ፋሉና...
ኣንጻር ኣመሪካ ዝቐንዐ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ፡ ከቢድ ስግኣታት ይፈጥር ብምህላዉ፡ ውዒሉ ሓዲሩ ምስ ቻይናን ሩስያን ናብ ኲናት...