ኣብ ኬንያ፡ ኣለቃሕቲ ነቶም ዕዳኦም ኣብ ምኽፋል ዝደንጐዩ ሰባት “ዕዳኹም ክፈሉ፡ እንተ ዘይኮይኑ ግና ኲሊትኩም ክትከስሩ ኢኹም”...
ሓበሬታ
ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብራዚል፡ ፕረዚደንት’ታ ሃገር፡ ኻየር ቦልሶናሮ፡ ንዝቕጽል ምርጫ ብዝምልከት፡ ዓሎቕ ይፍጽም ኣሎ ብዝብል ክሲ፡...
ካብ ሊባኖስ እተተኮሰ ተወንጫፊ ትማል ረቡዕ ሰሜናዊ እስራኤል ድሕሪ ምጥቃዑ: እስራኤል: ተመሳሳሊ ግብረመልሲ መጥቃዕቲ ምክያዳ ሰራዊት እስራኤል...
ኣቐዲማ ብዳርባ ዲስካስ ቀዳማይን ካልኣይን ደርጃ ብምሓዝ ወርቅን ነሓስን ዝተሸለመት፡ ኣብ ቅድድም ጃልባ፡ ነሓስ መዳልያ ከምኡውን ኣብ...
ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ኣጽዋር ክጋደድ ዝገብሩ ዘለዉ ዓበይቲ ኲባንያታት መፍረ ብረት ኣመሪካ እየን ክብል መንግስቲ መክሲኮ ከሲሱ። እዘን...
እታ ዝነወሐት ሽወደናዊት ገረብ ምዃና ዝንገረላ፡ 49.6 ሜትሮ ቁመት ዝነብራ፡ ብ ሞልንባካ (Mölnbacka) እትፍለጥ ዓይነት ገረብ፡ ብስፕሩስ...
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዝርከብ ሩባ ተከዘ፡ ዓሰርተታት ሬሳታት ከንጸባልሉ ከም እተራእዩ፡ ነበርቲ ዶብ ክልቲአን ሃገራት...
ጓል ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ፡ ንርእይቶ ብሪጣንያዊት ሞዴል ኖኣሚ ካምቤል፡ ወጊዛቶ። ኖኣሚ ካምቤል፡ ዙማ፡ ኣብ...