ሓድሽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ብ ኣህጒራዊ ጒጅለታት ረድኤት ናብ ስርሓት ምንጻል ጥንሲ ዘሳልጣ ትካላት ጥዕና...
ጥዕና
በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ዝተረረ ቀይድታት ብምምሕልላፍ፡ ነቶም ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ገያሾ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ...
ኤውሮፓዊ በዓል መዚ መድሃኒት (EMA)፡ ንፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘኒካ ዝኾነ ክታበት፡ ኣፍልጦ ከምዝሃበን፡ ኣብ ጥቕሚ ንኽውዕል ከምዘፍቀደን...
ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ሶልግሪየንስካ፡ ዮተቦሪ፡ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ስንክልቲ፡ ዕዉት ዝኾነ ናይ ኢድ ምትካል መጥባሕቲ ምክያዱ ተገሊጹ። እዚ...
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ካልእ ሃገር ተማሂሮም፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ሕክምናዊ ሞያኦም ኣብ ውሽጢ ሽወደን ዘሰላስሉ ዘለዉ ስደተኛታት፡...
ልዕሊ 14 ዓመት ዝዕድሜኦምን ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ድኳናት፡ ኣብያተ መድሃኒትን ሆስፒታላትን ዝጥቀሙ ኩሎም ኣብ ክንዲ እቲ ንቡር...
ብሰንኪ ኣብ መፍረ ደርሁ ሞንስተሮስ (Mönsterås) ዘጋጠመ መልከፍቲ ኢንፍሉዌንዛ ኣዕዋፍ፡ ኣስታት 1.3 ሚልዮን ደርሁ ክቕተላ ምዃነን ድሕሪ...
ሃገረ ፊንላንድ፡ ለበዳ ኮሮና ንምቁጽጻር፡ ካብ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ተግባር ዝወዓለ፡ ሓድሽ ሕጊ ከምዘተኣታተወት ገሊጻ። እዚ...