ክሳብ ዝመጽእ ሰሙን: ኬንያ ዘለዋ ቀረብ ክታበት ኮቪድ 19 ከም እትውድእ፡ ሓይሊ ዕማም ክታበት እታ ሃገር፡ ንቢቢሲ...
ጥዕና
ካብ ዕለት 01 ናይ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ፡ ኩሎም ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ዝኾኑ ሰባት፡ ዝተኸትቡ ጥራይ ክኾኑ...
ኣብ ከተማ ስቶክሆሎም: ካብ ወርሒ መጋቢት 2020 ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2021 ኣብ ዝነበረ እዋን: ዝተኻየደ መጽናዕታዊ ጸብጻብ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ብ 3 ሽሕ ብምጉዳሉ፡ ጠቕላላ ምዝጉብ ብዝሒ ስራሕ...
ሃገረ ፖርቱጋል፡ ካብ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 17 ግንቦት ጀሚራ፡ ብጀካ ንውሱናት፡ ንኹሎም ናብ ሃገራ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ክኣትዉ...
ኬንያ 15 ተወሰኽቲ ግዳያት ጅር ኮሮና ህንዲ ምርካባ ገሊጻ’ላ። ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዝሰርሕ ዶ/ር ራሺድ ኣማን ጠቕላላ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ካብ ዕለት 17 ግንቦት ጀሚሩ፡ ንኣቚምዎም ዘሎ መምርሒታት ኮሮና ከዝልቖም ምዃኑ ሓቢሩ ምንባሩ ይዝከር። ይኹን...
ዝበዝሑ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ስርሖም ከሰላስሉ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ድልየቱ ምዃኑ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ንምክልኻል፡ ከተማ ማልመ፡ ሓድሽ ናይ ፈተነ ፕሮጀክት ከምዝተኣታተወ ሓቢሩ። እዚ ሓድሽ ናይ ፈተነ ፕሮጀክት፡ ኣብ...