ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ምጒዳል ምርኣዩን ቊጽሪ ኣብ ሆስፒታል ዝሕከሙ ግዳያት ድማ እናንቈልቈለ ምምጽኡን ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል...
ጥዕና
ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ምጒዳል ምርኣዩን ቊጽሪ ኣብ ሆስፒታል ዝሕከሙ ግዳያት ድማ እናንቈልቈለ ምምጽኡን ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል...
ኣብ ሸወደን፡ መስርሕ ክታበት ይቕጽል ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ክሳብ ትማሊ ረቡዕ፡ 5,297,353 ሰባት እንተወሓደ፡ ሓንቲ እብረ፡ ክታበት...
ኣብ ሆስፒታል ሊክስለ (Lycksele) ዝርከብ ክፍሊ መወልዳን፡ ኣብ ወቕቲ ክራማት፡ ክፉት ክኸውን ምዃኑ ማዕከን ዜና SVT ቬስተርቦተን...
ኣብ ኮንጎ ብሰንኪ ኣብ እምባ ኚራጎንጎ ዝተፍአ እሳተ ጎመራ፡ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዜጋጋት’ታ ሃገር፡ ኣብ ከቢድ ሽግር...
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንፈለማ ግዜ ምስ ተራእየ፡ ዝወሰዶም ስጉምታት ብዝምልከት ብሓደ ብሕታዊ ጉጅለ ሰብሞያ...
ቅድሚ ወርሒ ሚያዝያ 2020፡ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ከይሳዕረረ እንከሎ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.4% በጺሑ ምንባሩ ይዝከር።...
ነፍሲ ወከፍ ምሉእ እብረ ክታበት (ክልተ ግዜ) ዝወሰደ ሰብ፡ ካብን ናብን ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝገብሮ መገሻታትን ጉዕዞታትን፡...
ክሳብ ዕለት 19 መስከረም ናይዛ ዓመት እዚኣ፡ ልዕሊ 18 ዓመት ዝኾኑ ኖርወጃዉያን ምሉእ ብምሉእ ክታበት ክትህቦም ምዃና፡...
ኣብ ሽወደን፡ 44% ካብቶም ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ሰባት፡ ጸረ ኮቪድ-19 ክታበት ከም ዝተኸትቡ ጸብጻባት ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና...