ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም እንተወሓደ ሓደ እብረ ክታበት ኮቪድ ዝተኸትቡ ሰባት፡ 7,261,439 በጺሑ ከምዘሎን፡ እዚ...
ጥዕና
ካብ ዕለት 9 ሕዳር ጀሚሩ፡ ክታበት ጸረ ወቕታዊ ኢንፍሉዌንዛ ክጅመር ምዃኑ በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን...
ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ክታበት ንኸገልግል፡ ንፍርያት ህንዳዊ ኩባንያ ባሃራታ ቢዮቴክ ዝኾነ ክታበት ኮቫክሲን፡...
ዝሓለፈ ወቕቲ ጽድያ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዝውዕል፡ ናይ ጽገና ሓገዝ ዝብል መጸውዒ ስም...
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ተሓጋገዝቲ ሓኪም ( nurses)፡ መወልዳን (midwives)፡ ባዮሜዲካል ተንተንቲ (biomedical analysts)፡ ክኢላታት ኤክስረይ (X-ray...
ሃገረ ኢንዶኔዥያ፡ እታ ኣብ ዓለም፡ ቀዳመይቲ ንጸረ ኮቪድ-19 ዝኾነ ክታበት ኖቫቫክስ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ክታበት ክኾና...
ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝጅምር፡ ድሮ ክልተ ዓመታት ኣቕጺሩ ኣብ ዘሎ እዋን፡ 5 ሚልዮን ሰባት፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19...
ኣብ ገዛ፡ ትሕቲ 6 ወርሒ ዝዕድሚኡ ዕሸል ዘለዎም ስድራቤታት፡ ነቶም ተማሃሮ መዋእለ ህጻናት ዝኾኑ ደቆም፡ ናብ ቤት...
ካብ ኣገልግሎት ዜና ተተ እተረኽበ ምልክታት ኮቪድ-19 ምስ እተርኢ እንታይ ክትገብር ይግባኣካ ዝብል ሓድሽ መምርሒ ስዒቡ ክቐርብ...
ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ሽወደን፡ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ፡ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ፡ እናጎደለ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና...