ፍርሂ ዓይኒ-ሰብ ሓደ ካብ ዓይነታት ፍርሂ ወዲ ሰብ ኢዩ። እዚ ዓይነት ፍርሂ ኣብ ቃልዕ ቦታ ዘጋጥም ፍርሂ...
ጥዕና
ጥረታት ምምጋብ መወዳእታ ዘይርከቦ ጥዕናዊ ረብሓታት ኣለዎ። ምኽንያቱ ኣብ ጥረታት ትሑት ዓቐን ስብሒ፡ ምንጪ ፕሮቲን፡ ኣኻል ታርፍ...
– ሓደ ሰብ ናይ ድቃስ ጸገማት ምስ ዘህልዎ:ሓኪም መደቀሲ ካኒና ክእዝዘሉ ይኽል:: እዚ መድሃኒት ድማ ንዝተወሰነ መዓልታት...
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ ጥቅምቲ ኣፍልጦ ሕማም መንሽሮ ጡብ ንምዕባይ ጎስጓስ ዝኻየደሉ ወርሒ ኾይኑ ይዝኸር። ወርሒ...
ብዙሓት ኣባጽሕ፡ ውሕድ ዝበለ ጽዑቕ ስብሒ (mättat fett) እንተ ዝምገቡ፡ ጽቡቕ ጥዕና ምሃለዎም። ጽዑቕ ስብሒ፡ ኣብቲ ካብ...
ጥዕናዊ ኣገልግሎት ሽወደን ኣብ ጽቡቕ ኲነታት እኳ እንተሃለወ ገለ ምምሕድራት ግና ዓመታዊ ክሳብ 7 ቢልዮን ክሮና ዝግመት...
ልዑል ትሕዝቶ ፖታሽዩም ዘለዎም መግብታት ጥቐሱ እንተንበሃል፡ መብዛሕትና ኣብ ሓንጎልና ብቐዳምነት ዝመጻና ባናና ኢዩ። ብርግጽ ባናና ልዑል...
=> እኹል ማይ ምስታይ ኣብ ኣካላትና ብባክተርያ ክፍጠር ንዝኽእል መርዚ ወይ ብከላ ብመልክዕ ሽንትን ቀልቀልን ንደገ ንኽወጽእ...
ጥዑያት ኣስናንን ኮራርምትን ንጥዕናኻ ኣዝዮም ኣገደስቲ እዮም። መግቢ ብግቡእ ንምሕያኽን ብቐሊሉ ንምውሓጥን ጥዑያት ኣስናንን ኮራርምትን የድልዩኻ። ነፍስወከፍ...
ኣማኢት ተመሃሮ ከተማ ዮተበሪ ስጋ ኣብ መኣዶም ዘይምህላዉ ብምቅዋም ክታም ኣኪቦም ተባሂሉ። ክላራ ቲዮረቲካል ዝተባህለ ካልኣይ ደረጃ...