በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ዘምልስ ቫይረስ ወቕቲ ዊንተር ንምክልኻል ዘድሊ ቅድመ ምድላው ክግበር ጻውዒት ጌሩ’ሎ። ብመሰረት እቲ...
ጥዕና
“ስራሕ ጓለንስተይቲ ኣይውዳእን እዩ” ዝብል ኣበሃህላ ክንሰምዕ እንከለና፡ ክብደት ናይቲ ኣብ ዝባን ደቀንስትዮ ዘሎ ድርብ ጾር ዝገልጽ...
ብመሰረት በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ኣብዚ ክራማት ዝኽሰት ብርቱዕ ጉንፋዕ ምጅማሩን ኣብ ከባቢ ኖርላንድ ብፍላይ ኣበርቲዑ ክኽሰት ከም...
ስቶክሆልም ኣምፊታሚን ዝበሃል መድሃኒት ብምህላኽ ካብ ከተማታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ቀዳመይቲ እያ ተባሂሉ። ኣብ ክልተ ሳምንታት ዝሓለፈ ወርሒ...
ኣብ ሽወደን ብዙሓት ዓይነት ባክተርያ ንጸረ-ነፍሳት ዝቃወም ዓቕሚ ከምዘጥረዩ ካብ ህዝባዊ ማእከል ጥዕና ዝተዘርግሑ ጽሑፋት ይሕብሩ። ካብቶም...
ኣልኮምፒስ ክፍሊ መደብ ዓረብ፡ ብመንገዲ ማሕበራዊ መድያ ፈይስ ቡክ ኣቢሉ ኣብ ዝገብሮ ምእካብ ርእይቶታት ህዝቢ፡ ብዝሒ ናይቶም...
ብዙሓት ሰባት ምስ ቅሳበ ዝመሳሰል ሓሳባት ከም ንኣብነት፡ እቶን ኣጥፊአዮ`ዶ፡ ማዕጾ ተዓጽዩ`ዶ እንዳበልካ ምቊጽጻር፡ ክህልወኦም ይኽእል። እዚ...
ኮመንሰንስ ሚድያ ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ውድብ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት ቪድዮ ናይ ዝከታተሉ ብዝሒ ህጻናትን ኮተቴን እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ገሊጹ።...
ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ካሮሊንስካ ሓካይም፡ ነርሳትን ኣብ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና ናይቲ ዩኒቨርስቲ ዝነጥፉን 600 ሰራሕተኛታት ከፋኑ መደብ ከምዘለዎ...
ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ዝተፈላላያ ምምሕዳራት ንዝርከቡ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ክሰርሑ ንዘይክእሉ ኣባላት ናይ ስራሕ ውዕሎም ንምቁራጽ...