ድሕሪ እቲ ኣብ ሽወደን ዝተራእየ ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብዝተፈጥረ ዘይምርግጋእ፣ ወለዲ ንዶቆም ናብ ቤት ትምህርቲ ምስዳድን...
ጥዕና
ብመስረት ሰብ መዚ ጥዕና ዓለም ነዚ ስጋብ ሕጂ ዝኾነ መድሃኒት ዘይተረኽቦን ብ ቕልጡፍ ኣብ መላእ ዓለም ዝልባዕ...
ብመሰረት ሓበሬታ ሰበ ስልጣን ጥዕና ሽወደን ትማሊ ዓርቢ ኣብ ኣስታት 600 ሰባት ኣብ ዝገበርዎ መርመራ ኮሮና ቫይረስ...
ሽወደን ትሕት ዝበለ ደረጃ ክንክን ጥዕና ሃገራት መኸተ ንኸሳልጣ ዝሕግዝ ናይ 40 ሚልዮን ክሮና ረድኤት ንውድብ ጥዕና...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን Folkhälsomyndigheten ብዛዕባ ስግኣታት ጥዕና ቫይረስ ኮሮና ብምግምጋም ኣብ ውሽጢ ሃገር ገለ ዝተለኽፉ ሰባት...
እዚ ወዲ 30 ዓመት ዝኾነ መንእሰይ ድሕሪ ኣብ ጥልያን ዝነበሮ መገሻ ምምላሱ ኣብ ሰብነቱ ምልክታት ረስኒን ጸገም...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ካብ ደቡብ ኮርያን ኢራንን ገለ ከባቢታት ዓዲ ጣልያንን ንዝተመልሱ ተጓዓዝቲ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና...
ነቲ ንመላእ ዓለም ኣሰኪፉ ዘሎ ብክሮና ቫይረስ ዝስዕብ ቀታሊ ሕማም መድሃኒት ንምርካብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ክኢላታት(ሰብ...
ሓንቲ ኣደ ንውላዳ ጸባ ጡብ ከትቋርጸሉ ምስ እትውስን እሞ ነቲ መስርሕ ድማ ደረጃ ብደረጃ ምስ እተካይዶ ንዓኣን...
ዝሓለፈ ዓመት ተቐማጦ ስቶኮልም 53 ሚልዮን ከኒናታት መደቀሲ ምውሳዶም ተፈሊጡ። ኣስታት 201,790 ተቐማጦ ስቶክሆልን ካውንቲ ዝሓለፈ ዓመት...