ብዝሒ ናይቶም ግዳያት ቫይረስ ኮሮና ዝኾኑ መራሕቲ ኣውቶቡሳትን ታኽሲታትን ብ 5 ዕጽፊ ካብ ኣብ ካልኦት ሞያታት ዝሰርሑ...
ጥዕና
ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ናይ ዝሓውዩ ሰባት ፕላዝማ ደም ብምውሳድ ናብ ጌና ዘይሓወዩ ሰባት ብምሃብ ንምፍዋሶም ዝተገብረ ፈተነ...
ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶባት ምስ ምኽፋቱ ካብ ሽወደን ናብ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ዑደት ናይ ምግባር...
ንሓደጋ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ቅሉዓት ዝኾኑ ሰባት ካብ ለበዳ ቫይረስ ፈሪሆም ንስራሕ ዘይወፈሩ ሰራሕተኛታት ከምቲ ናይ ሕማም...
መተካእታ ክፍሊት ናይቲ ብምኽንያት ሕማም ብኩራት ጎዶሎ ደሞዝ ዝተዋሃብካዮ ንኸተመልክት፥ ኣብዚ ረኣይ::
ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ዝወጸ ናይ ልዕሊ 50 ሰባት ምትእኽኻብ ዝእግድ መምርሒ እተን ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከብ...
ቅድሚ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ፡ ኣስታት 100 ሽሕ ሕሙማት ሞያዊ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ሪጋ ሒዞም ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...
ረብሓ ዘይብሉ ዝስራሕ ንብረት የለን። እግሪ እግሩ ግና ጉድኣት ዘይሰኣኖ መሊኡ እዩ። እዚ ዝዀነሉ ድማ ዘይግቡእ ኣጠቓቕማ...
ኣብ እዋን ጽምብል መመረቕታ ተማሃሮ ማእከላይ ደረጃ ሄልሲንግላንድ፡ ኣስታት 30 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፉን እቲ ጠንቂ ድማ...
ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ኣረጋውያን ወሪዱ ዘሎ ናይ ተነጽሎ (ብሕታውነት) ኣጋጣሚ ንምቅላል ብምባል መንግስቲ ሽወደን...