ኣብ ዩኒቨርስቲ ሻልመርዝ፡ ዮቶቦሪ፡ ዝርከቡ ተመራመርቲ፡ ንቫይረስ ኮሮና ክቐትል ከም ዝኽእል ዝንገረሉ ባእታ ከምዝመሃዙ ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ።...
ጥዕና
ኣብ ቀዳሞት ክልተ ስሙን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ፡ ኣብ ዓመተ 2001 ዝተወልዱ፡...
ባዕላዊ መርመራ ኮሮና ካብ ዕለት 02/07/2020 ጀሚሩ ኣብ ምምሕዳር ቬስተርኖርላንድ ክጅምር ምኻኑ ተፈሊጡ። ምዝጉብ ነባሪ ምምሕዳር ቬስተርኖርላንድን...
ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና፡ ናይ መጥባሕቲ ቆጸራታት ምስግጋሮም ወይ ድማ ምስራዞም ንመሰላት ረብሓታት ሕማም (sjukpenning) ከምዘይስርዞም፡ መንግስቲ ሽወደን...
ብዝሒ ናይቶም ጸረ ብቑርዲድ ዝመሓላለፍ ሕማም ነድሪ ሓንጐል (TBE) ንኽክተቡ ዝመጹ ዝነበሩ ሰባት ብናህሪ ምንቁልቋሉ ብዙሓት ክኢላታት...
ኣዒንትና መሳኹቲ ውሽጥና እየን፡’ ክበሃል መቸም ሰሚዕና ንኸውን። ኣዒንትና እተን ብቐረባ ኩነታት ሰባት ከነንብበለን እንኽእል፡ ከምኡ’ውን ሓሳባትናን...
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ነቲ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ብዛዕባ ሽወደን ዘውጸኦ መግለጺ መአረምታ ገይርሉ ኣሎ። ኩነታት ለበዳ ኮሮና...
ዴንማርክ ብ ቀዳም ዶባታ እኳ እንተኸፈተት ዛጊት ሒደት ሽወደናውያን በጻሕቲ ጥራይ ክትቅበል ፍቓደኛ ምዃና ተገሊጹ ክትብል ሬድዮ...
ምስ ምውሳኽ መጠን ሙቐት ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ኣውሮጳ ዘለዉ ሰባት ነቲ ጸረ ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ዝወጸ ሕግታት...
ኖርወያውያን፡ ካብ ዕለት 15/07/2020 ጀሚሮም ብዘይ ናይ ውሸባ መስርሕ ናብ ገለ ሃገራት ኤውሮፓ ክገሹ ከምዝኽእሉ ቀዳመይቲ ሚኒስተር...