ጥዕና
ድሕሪ ናይ ክረምቲ ዕረፍቲ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ስኮናን ከባቢኣን፡ ቁጽሪ መልከፍቲ ኮሮና እናዛየደ ምምጽኡን መዓልታዊ ብገምጋም...
ናይ ኮሮና ናይ ክታበት መድሃኒት ምስ ማዕበለ፡ ንሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ክዕደል ስምምዕ ከምተኸተመ ዝፍለጥ እዩ። ኖርወይን ኣይስላንድን...
ጽበት ክሽነ ዘምጽኦ ሳዕቤን፡ ገለ ሰባት፡ መሳርሒ ኣቕሑ ኣብ ትሕቲ ላቫንዲኖ ክሓድጉ ትርእይ። እንተኾነ፡ እዞም ተግባራት’ዚኣቶም ጠንቂ...
ቤት ጽሕፈት ሳንዱቕ ማሕበራዊ ውሕስነት (Försäkringskassan)፡ ካብ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 24/08/2020 ጀሚሩ፡ ጥርዓናት ካሕሳ፡ ናይቶም ብቐሊሉ ንሓደጋ...
መጠን ሽኮር፡ ኣብ ሽወደን ዝፈሪ ልስሉስ መስተ፡ ካብቶም ኣብ ከም በዓል ዓዲ እንግሊዝን ስፓኛን ዝኣመሰላ ሃገራት ዘፍርየኦ...
ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ሽወደን፡ ካብ 10.8 ክሳብ18 ሚልዮን ዝብዝሑ መድሃኒት ክታበት ኮሮና ክትቅበል ተኽእሎታት ከምዘሎ ኣዋሃሃዲ ሃገራዊ...
“ደገ ብርትዕቲ ጸሓይ ኣላ”፡ “ብዙሕ ግዜ የብለይን”፡ ” ምጒያይ ኣድካሚ እዩ”፡ “ዝመጽእ ወርሒ ክጅምር እየ”…ወዘተ ዝብሉ ገለ...
ኣብ ሽወደን፡ ወጻኢታት ሕክምና ስኒ፡ ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ ልዕሊ 3000 ክሮነር ምስ ዝኸውን፡ ካብ መንግስቲ፡ ሆግኮስትናድስዂደት...