ዓለምና እቲ ዘድሊ ዓቕምን ንቕሓትን ደኣ ኣይነበራን እምበር፡ ካብ ጥንቲ ጀሚራስ ብደረጃ ቍሸት ይኹን ብደረጃ ዓዲ ወይ...
ደሃይ ጥበባት
ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ ዓለም ኪነብር ከሎ፡ ነታ ዝነብረላ ዝነበረ ንእሽቶ ቍሸት ከም ዓለም ገይሩ ይወስዳ ነበረ። ክንዮ’ቲ...
ዓወትን ስረትን ክልተ ፊጺሞም ክዕረቑ ዘይክእሉን ኣንጻራውንን እዮም ዝመስሉና፡፡ ብዘይ እቲ ሓደ እቲ ካልእ ትርጒም ዝስእን ክሳብ...
ኣንበሳ ንጉስ እንስሳታት ኢዩ ይብሃል። ስለምንታይ ኢዩ ንጉስ እንስሳታት ተባሂሉ ኺጽዋዕ ዝኸኣለ? 1 ካብ ኩሎም እንስሳታት ዝሓየለ...
ሓደ እዋን ሓደ ሰብኣይ ለይቲ ተንሲኡ ንወዱ “ተመልሶ ወደይ፡ ተንስእ፡ ናብዛ ቐረባ ዓዲ በጺሕና ክንምለስ ኢና” በሎ።...
ምሕሳው ነውሪ ኢዩ። ሓሶትን ስርቅን ብሓደ ኢዩ ዚኸይድ። ሓሳዊ ምስ እትኸውን፡ ብዘይ ፍቓድ ስድራኻ ገለ ነገር ኣልዒልካ...
1. ስዑዲ ዓረብ ካብ ኦስትረልያ ኣግማል ከም እትዕድግ 2. ኢራን፡ ብምሒር ናይ ድሕንነት ቅልውላው ብስለያ እተጠርጠራ 14...
ብናስሮቪች Nature ንነፍሲ ወከፍና ብስምና እያ ትፈልጠና። ነዚ ዝኸውን ማእለያ ዘይብሉ ሳየንሳዊ መርትዖታት ኣሎ። ካልእስ ይትረፍ ኣሰር...
ትምል ምሸት “ሰብ ክሳብ ክንደይ ናጻ ሕርያ ኣለዎ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ምስ ሓደ ብጻየይ ደስ ዝብል ዕላል...
ብኣማኑኤል ሳህለ 1. ደፋእቲ ኣብ ቶኮዮ ርእሰከተማ ጃፓን፡ ኣብቲ ቱነልባና ወይ ናይ ትሕተምድሪ ባቡራት፡ በታ ኩባንያ እተቖጽሩ...