“ብፍላይ ናይ ዕለት 17 መስከረም 2019 ዝርስዖ ኣይኮንኩን፡ ኣታ ዝገርም’ኳ እዩ፡ እንድዒ ወደይ! እናኽተስምዖ ዝመርር ዛንታ’ዩ፡ ኣይክኣልኩን—፡”...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
እቲ ቀደም ዝነበረ ሎሚ የለን፡ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ንሄለን ክፈልጣ ከለኹ፡ በቲ ኣብ ትምህርቲ ዝነበራ መንፍዓትን፡ ንስድርኣን...
ንብላዕ እንተ በልኩም ንብላዕ ንኺድ እንተ በልኩም ድማ ንብላዕ። ዝብኢ እዩ ከምኡ በሃሊ። በላዒ፡ ሃርጓም፡ ስሱዕ ምዃኑ...
ሓቀኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋም “ከምዚ ከዕልለካ ዝጸናሕኩ እዩ። ክሳብ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ጽቡቕ ኩነታት’የ...
ሓቀኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ቀዳማይ ክፋል “ትምህርቲ፡ ካብ ነፍሲ-ወከፍ ምንቅስቓስ ደቂ-ሰብ ብዘጋጥም ተሞኲሮ’ዩ ዝፍጠር፡” ብምባል’ያ ዕላላ ጀሚራትለይ።...
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ቀደም ናይ ቅጥራን ጽርግያ ኣይነበረን። ማርሻበዲ’ውን ኣይነበረን። ሳላ ማኪና ግን ኩሉ...
ሓቐኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋል “ጓል ዓሰርተ ትሽዓተ ዓመት ምስ ኰንኩ፡ ኣብ 1986 እዩ ዝኸውን...