ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ሓኪም ምስ ተረኣኻ ውጽኢቱ ኣይነገርካንን እሞ፡ እጽበ ኣሎኹ። ኣብታ ዝሓለፈት ደብዳበይ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ኣብ መበል 14 ክፍለዘመን ዝነበረ ናይ ሮማ ጳጳስ ግረጎሪ ታሽዓይ፡ ኣብ ገዛኻ ደማሙ ምሓዝ ከም ኣምልኾ ሰይጣን...
ቀዳማይ ክፋል ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ስነ-ምግባር ግጉይ ግንዛበ እዩ ዘለዎም፡፡ ስነምግባር ዝህሉ ንምቕጻዕ ኣሲርካ ንምሓዝ ወይ ንምዅናን...
“ብዝተቐበሎ ጥራይ ከቢሩ ዝነበረ ሰብ የለን። ክብረት ኣምሳያ’ቲ ዝሃብካዮ ዝወሃበካ ሽልማት እዩ” – ካልቪን ኩሊጅ ማሃትማ ጋንዲ...
ኣብዚ ዓለም፣ ወድ ሰብ ጥራይ እዩ ልዕሊ ዝኾነ ካልእ ፍጡር ሰፊሕ ልቦናን ጥበብን ተዓዲሉ። ይኹን’ምበር ኣብ ህይወት...
ናዚስታዊ ኣዶልፍ ኣይኽማን ጻዕረኛ ኣመሓዳሪ እዩ ዝነበረ፡፡ ካብ 1942 ጀሚሩ ኣይሁዳውያን ኣውሮጳ ኣብ ፖላንድ (እንተላይ ኦሽቪትዝ) ናብ...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ትምህርተይ ጽቡቕ እኸይድ ኣሎኹ። ኤለትሪቺስታ ክኸውን እየ ዝደሊ። እቲ ኣብ ዓድና ዘጥረኹዎ ትምህርትን ተመክሮን...
1. ድሕሪ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣመሪካ፡ እታ ቀዳመይቲ ብ 1777 ንኣመሪካ ከም ሃገር ዝፈለጠታ ሃገር፡ ሞሮኮ ከም ዝኾነት ትፈልጡዶ? 2. እታ ኣብ...
ኣብ ኣፍሪቃ ስለስተ ዓይነት ኣዛብእ ከም ዘለዉ ፈረስ ደው ኢሉ ከም ዚድቅስ በረድ ካብ ማይ ከም ዚፈኵስ...
ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ኣባላቱ እዩ ሱር-በተኻዊ ለዉጢ ዘምጽእ። ቀንዲ ምንጪ ፍልጠት ድማ ትምህርቲ እዩ። ናይ መጀመርያን...