ኣማኑኤል ሳህለ ሰብ ንበይኑ ኪኸውን ከሎን ኣብ ውሽጢ ጉጅለ ኪኸውን ከሎን እተፈላለየ ባህርያት እዩ ዘርእይ። እቲ ንበይኑ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም“ትምህርቲ ድኣ ይጽላእ ድዩ?”“ሓደ ብሂል’ኳ ኣሎ፣ ‘ኣደ ኸላ ቐላል’ያ፣ ምስ ሓለፈት ግና ሓልዮታ ይርድኣካ’ ዝብል ብሂል፣...
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ታሪኽ ዓለም፡ ኣብ ዳርጋ ኩሉ ዘመንን መዋእልን፡ ንኺምህር ወይ ዓይኒ ኪኸፍት ዝኸኣለ ፍሉይ ተፈጥሮኣዊ...
ጸጋብርሃን ጎይትኦም ብመንገዲ ሓደ ካብ ጋዜጠኛ ቲቪ ኤረ’የ ቕድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ኣስመራ ብቖጸራ ክትረኽበኒ ክኢላ፣ ነቲ...
(ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን) ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ ንትርጉምን ዕላማን ህይወት ብዚምልከት፡ ህይወት ወይ ፍጥረት፡ ስሩጽ (intrinsic)...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ከምቲ ዝበልኲኻ መዓት ሃደንቲ ደቒ ተባዕትዮ ስለ ዝነበሩ፡ ሻማ ሻማ ኢሎም’ዮም ተቀቢለሙኒ፡ ኣብቲ ፈለማ ከምንግስቲ’የ...
ኣማኑኤል ሳህለ ህይወት ወይ ፍጥረት፡ ትርጉም ወይ ዕላማ ኣለዎዶ? ኢልካ ምስ እትሓትት፡ መብዛሕትኡ ሰብ እወ ብምባል እዩ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ቐዳማይ ክፋል “ንነብሰይ ከም መማቕርቲ ሽወደን’የ ዝቖጽራ፡ ኣብ ስቶኮሎም ከማይ ትጽብቅ ሓበሻ ዘላ ኮይኑ ኣይስምዓንን!...
ኣማኑኤል ሳህለ ዝበዝሕ ግዜ፡ ሓደ ሰብ ሓደ ነገር ምሂዙ ኪብሃል ንሰምዕ። ግን ዝኾነ ምህዞ ካብ ባዶ ተላዒሉ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “እዚ ዓይነት ባህሪ ዘለዎ ሰብ ኣብ ሎሚ ክትረክብ ናይ ብሓቒ ዕድለኛ’የ፡ ነዚ ዕድል ድማ’የ ክጥቀመሉ...