ሓቐኛ ዛንታቐዳማይ ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ኣብ ዓለም ብስራሕ ዝርከብ ክብሪ’ዩ ሰብ ዝገብረካ፣ ኪኖ እቲ ብሕብረተሰብ ክብሪ ዝህበካ መንገዲ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ዘረባ ምስ ተማህረ፡ ነዊሕ ጸኒሑ ኪጽሕፍ ጀመረ። ዕላማኡ ድማ ነቶም ብዘረባ ዘይርድኡ ተግሳጽ’ውን...
ኣማኑኤል ሳህለ ነቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ ብሑጻ ዝመልአ መሬት ቀው ኢልካ ጠሚትካዮ ትፈልጥፍዶ? ነቲ ሑጻ ብኢድካ ዓሚዅካ ኣብ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ነቲ ሕማቕ ስዒበዮ!” ብስንባደ ነቲ ናታ ቃል ደገምክዎ። “እወ!… ክገርመካ ‘ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ትጠፍእ’ዩ’ ነገሩ።...
ኣማኑኤል ሳህለብተመክሮታትን ተምሳላትን ምስልታትን፡ ብምግንዛብን ምዝማድን ምንጽጻርን፡ ከምኡውን ብእተጠላለፈ ህዋሳዊ ፈትልታት ሓንጎል ወድሰብ፡ ካብ ምሕሳብ ኣየዕርፍን። ሰብ፡...
ቐዳማይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ኣብ ከባቢ ዕስራታት እትርከብ ጎርዞ እያ። ዕላላ ህዱእን ቁም-ነገር ዝዓብለሎን ብምዃኑ፡ ካብ’ቲ ተመሲጥካ...
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ፍጥረት፡ ዚረአ ይኹን ዘይረአ፡ ቀጻሊ ዚኽተሎ ሕግታትን ኣገባባትን ኣለዎ። ካብኡ ምልጋስ ጸገማት ስለ ዘኸትል...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምካልኣይን መወዳእታን ክፋል “እንድዒ ጓለይ እዚ ቅልጥፍ ኢልካ ትገብሮ ነገራት፡ መወዳእታኡ ሳዕቤን ኣለዎ። ንስኺ ድማ ክትጥቀቒ...
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ሓላፋይ እዩ፡ ትዕግስቲ ጥራይ ይሃሉኻ፡ ዚብል ሰብ ብዙሕ እዩ። ኣብዚ ምኽርዚ ክልተ ሕቶታት ኪለዓሉ...
ካሪም ራሺድ፡ ናይታ ”The Children’s Play” ዝተሰምየት ናይ ህጻናት ምርኢት (ፊልም)፡ ደራሲ እዩ። እዛ ድርሰት ትድህስሶ ነገር...