ኣብ ኤስኪልቱና መባእታዊ ቤትትህርቲ 400 ተማሃሮ ትምህርቲ ኣብኵሮም። ስለዚ እቲ ኮሙን ነቲ ጸገም ብዕቱብ መገዲ ይርእዮ ኣሎ።...
ዜና
ብመሰረት ማዕከን ዜና ሚግረሽን፡ ኣብዚ እዋንዚ መብዛሕትኦም ሲርያውያን ምስ ስድራቤቶም ንኪራኸቡ ኪፍቀደሎም እዩ። ሓደ ቅድሚ ሕዳር 25-2015...
ስቨርየ ደሞክራተራዊ ስተፋን ቦርይ ኣብቲ ናይ ሆርቢ ቤትምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣቦመንበርነት ከም ሕጹይ ኮይኑ ኣይኪቐርብን እዩ፡ ምኽንያቱ...
ኤርትራዉያን ነበርቲ ዝተፈላለየ ከተማታት ሽወደን ብዕለት 20 ጥቅምቲ 2018 ኣብ ከተማ ያቭለ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ...
ቤት ጽሕፈት ሚግረሽን ብዘተኣታትዎ ናይ ኣሰራርሓ ኣገባብ መሰረት ጉዳይኩም ኣቅሪብኩም መልሲ ከይተዋሃበኩም ካብ ሽድሽተ ወርሒ እንተ ሓሊፉ...
ሓደ 38 ዓመት ዝዕድመኡ ሰብ ንግብረሽበራ ብምምዋሉ ተታሒዙ ኣሎ። እዚ ሰብ’ዚ ኣብቲ ኣብ ሶልና ወረዳዊ ፍርድቤት ዚካየድ...
ኣብ ኮንጎ ኪንሻሳ ዚርከቡ ሸፋቱ ኣብ ከተማ በኒ ብውሕዱ 11 ሰባት ቀቲሎም 15 ድማ ጨውዮም። እቲ ሬሳታት...
ኣብቲ ኣብ ታይዋን ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር፡ ብውሑዱ 18 ሰባት ኪሞቱ ኸለዉ፡ 160 ድማ ተጎዲኦም። 366 ሰባት ኣብታ...
እቲ ስዑዲ ዓረብ ንካሾጊ ዚምልከት ቅትለት ዝሃበቶ መግለጺ ኣብ ዓለም ተቐባልነት እናሰኣነ ይኸይድ ኣሎ። ክሳዕ መልሲ ዚርከብ...
ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ትራምፕ ነቲ ን30 ዓመታት ዘገልገለ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ሩስያን እተገብረ ናይ ኑክሌራዊ ውዕል ከፍርሶ...