ኣብ ከባቢኦም ካብ ዝርከብ ምምሕዳር ከተማ ኣዝዩ መሰረታዊ ገንዘባዊ ሓገዝ ዝተኸልከሉ ወይ ቅድሚ ምቕባሎም ንንውሕ ዝበለ ግዜ...
ዜና
መንግስትን ሰልፊ ዲሞክራትናን ንኮተቴ ገበነኛታት ኣመልኪቶም ፍሉይ ክንፊ ቤት ማእሰርቲ ንምቛም ዘቕረብዎ እማመ ካብ ብዝተፈላለዩ ወገናት ይንቀፍ...
ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ቤት ፍርዲ ይግባይ ስቬያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ በዓልመዚ ኢራን ነበር ሓሚድ ኑሪ ዝበየኖ ፍርዲ...
ባይቶ ፊንላንድ ንሽቕለት ኣልቦነት ዝጸሉ ተኸታታሊ ጽገናታት ኣጽዲቑ፡፡ እዚ ድማ ኣብ ምሉእ 2024 ክዝርጋሕ እዩ። እዚ ለውጥታት፡...
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት፡ መሰረት ዘይብሉ ናይ ዑቕባ ሕቶ ዘቕረቡ ሰባት ዶብ ሰጊሮም መታን ከይንቀሳቐሱ ሰብመዚ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ...
ሓደ ንገዛእ ርእሱ ብራዚላዊ ጆሴ ኣሲስ ጂያማርያ ኢሉ ዝጽውዕ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ትሮምሶ ኣብ ዝርከብ ኖርወይ’ስ ኣርክቲክ ዩኒቨርሲቲ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ቀዳማይ ሚኒስተር ላቲቭያ ነበርን ክሪሽያኒስ ካሪንሽ ሎሚ ኣብ ስቶክሆልም ዑደት ብምግባር ምስ ሽወደናዊ መዘንኡ...
ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ስራሓት ህንጻ ድሕሪ ዘጋጠመ ሓያሎ ሞት ዘስዓበ ሓደጋታት፡ ብዛዕባ እቶም ኣብ ፕሮጀክትታት ህንጻ...
ድሕሪ’ቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ንግዳዊ መራኽብ ዝተፈጸመ ተኸታታሊ መጥቃዕቲታት፡ “ማሕበር ወነንቲ መራኽብ ሽወደን” ስጉምትታት ጸጥታ...
ውጽኢት ፒዛ መንእሰያት ፊንላንድ ኣብ መላእ እቶም ኣብቲ ኣህጉራዊ ገምጋም ዝተመርመሩ ሰለስተ ቀንዲ ትምህርትታት ማለት ሳይንስ፡ ንባብን...