ሽዱሽተ ሕጹያት ፕረዚደንት ፊንላንድ ነቲ ኣብ ሕብረተሰብ ፊንላንድ ርኡይ እናኾነ ዝመጽእ ዘሎ ቀጻሊ ዝንባለ እንግሊዝኛ ብሙሉእ ድምጺ...
ዜና
ንጉሳዊ ቤተሰብ ሽወደን፡ ን ኣፍራዪ ቸኮሌት ማራቡ ካብ ዝርዝር ቀረባት ንጉሳዊ ቤተ መንግስቲ ሰርዝዎ። ወናኒ እቲ ትካል...
ንገዛእ ርእሶም ንምዕንጋልን ክኽደኑን ካብ ሲቪላዊ ማሕበራት ሓገዝ ዝሓቱ ሽወደናውያን ቁጽሮም እናወሰኸ ምምጽኡ ቀይሕ መስቀል ሽወደን ዘውጽኦ...
ብዙሓት ሽወደናውያን ኣብ ኣገልግሎታት ኔትፍሊክስ፣ ስፖቲፋይን ፔይፓልን ዝጥቀሙሉ ኣስማትን ፓስዎርድን ብኢንተርነት ምዝራቚ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ።...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ስካን ኣብ እትርከብ ቁሸት ሆርቢ፡ ኣብ ዝሓለፈ 50 ዓመታት እቲ ዝኸፍአ ዝተባህለሉ ዕልቕልቕ ዝናብ...
ጀርመናዊ ኣፍራዪ ሙዚቃ ከምኡ’ውን መስራቲ ዲስኮ ባንድ ቦኒ ኤም ፍራንክ ፋርያን ፥ ኣብ መበል 82 ዓመቱ ከምዝዓረፈ...
መሸንቦባ፥ ሃንደበታዊ ምውሳኽ ሙቐትን ብርቱዕ ዝናብን ብቕድሚ ትማል ሰኑይ ኣብ መላእ ደቡባዊ ኖርወይ ተወሳኺ ሽግር ኣለዓዒሉ፡፡ ብፍላይ...
ሽወደን ካብቲ ኣብ ግንባር ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ክንክን ጭንቀት ኲናት ብዙሕ ክትመሃር ከም እትኽእል ተገሊጹ። ነዚ ዝገለጸ...
ኣብ ፊንላንድ ዝመደበሩ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ቲቶቭሪ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ሽወደን ኣብ ዝርከብ ማእከል ኣገልግሎት ዳታ ብሃከራት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡...