እቲ ንነዊሕ እዋን እምነ ኩርናዕ ሃገራዊ ሓበን ፊንላንድ ኮይኑ ዝጸንሐ ጽቡቕ መነባብሮን ህይወትን፡ ካብ ምጅማር 2020ታት ጀሚሩ...
ዜና
ኣብ ማእከላይ ኖርሾፒንግ ኣብ ዕድመ 20ታት ዝርከብ መንእሰይ ከምዝተቐትለ ተፈሊጡ። ምስዚ ገበን ብዝተኣሳሰር ክልተ ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ...
መንግስቲ ሓድሽ ወፍሪ ኒዩክለራዊ ጸዓት ንምምዋል ኣስታት 300 ቢልዮን ክሮና ካብ ሃገር ከም እተለቅሐ መንግስታዊ መርመራ፡ ይሕብር...
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ዩክሬን ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመትን መንፈቕን ምሉእ ኲናት፥ ናብ ስግረ-ዶባዊ ወራር ኣብ ዝጸቕጠሉ ዘሎ...
ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት፡ ሓፈሻዊ ዕዳ መንግስቲ ፊንላንድ ምስ ውሽጣዊ ፍርያት ሃገር ብ1.9 ሚእታዊት ክውስኽ እንከሎ፡ ማእከላይ...
ሽወደን ዝሓለፈ ሰንበት ምሸት ራብዓይ ናይ መወዳእታን ወርቂ መዳልያ ኦሎምፒክ ተዓዊታ። ኣብዚ ግጥም ቮሊቦል ገማግም ባሕሪ ዴቪድ...
ዋጋ ድንሽ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብኣስታት 2.8 ሚእታዊት ክውስኽ እንከሎ፡ ዝኲኒ ድማ ብ8 ሚእታዊት ክቢሩ ምህላዉ፡ ዋጋታት...
ኣብ ስቶክሆልም፣ ዮተቦሪን ማልሞን ዝርከባ ማእከላት ኣብያተ ጽሕፈት ትካል ግብሪ ሽወደን ”skyddsobjekt” ክኾና እየን፣ እዚ ድማ ዝለዓለ...
እስራኤል ብ ዲፕሎማስያዊ ድፍኢት ኣሜሪካ፣ ግብጽን ቀጠርን፣ ብዛዕባ ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲን ምፍታሕ ጅሆን ናብ ሓድሽ ዙር ተላዘብቲ...