ዜና
ኣብ ሰሙን ካብ 350 ግራም ዝበዝሕ ቀይሕ ስጋ ምምጋብ፥ ን መንሽሮ ዓብዪ መዓንጣን ባጡቕን ከም ዘቃልዕ “ለበዋታት...
ንጽል ሞተር ዘለዋ ንእሽቶ ነፋሪት ዝሓለፈ ሰንበት ምሸት ካብ ኖርሾፒን ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ ባሕሪ ተሓምሺሻ። በቲ...
ጽገናዊ ስራሕ ናይቲ ኣብ መንጎ ስቶክሆልምን ማልምን ዝዝርጋሐ ሓዲድ ባቡር፥ ሎሚ ንግሆ ክውዳእ ይግብኦ እኳ እንተነበረ፡...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ካልማር–ደቡባዊ ሽወደን ልዕሊ ሚእቲ ዝኾኑ ጸለምቲ ሮብራ (gulls) ሞይቶም ተረኺቦም። ምኽንያት ቅዝፈት እዞም...
ኣብዚ እዋን ሩስያ ዝዓበየት ጸጥታዊ ስግኣት ሽወደን ምዃና፥ ንንውሕ ዝበለ ግዜ እውን ከምኡ ኮይና ክትቅጽል እያ ክብል፥...
ምስ ዝውታረ ስርዓተ ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ፡ ማዕረ ማዕሬኡ ኣሉታዊ ጥዕናዊ ሳዕቤናት ይረኣዩ ምህላዎም ተገሊጹ። ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝጥቀሙ ዝበዝሑ...
ኤጀንሲ ምክልኻል ኣከባቢ ሽወደን ከምኡ’ውን ኤጀንሲ ምምሕዳር ማይን ማያዊ ኣከባቢን ብሃገር ደረጃ ኣጠቓላሊ ዝርዝር መስፋሕፋሕቲ (ወረርቲ) ፍጥረታት...
ደቀን በይነን ዘዕብያ ደቀንስትዮ፥ ብኣዝዩ ዝወሓደ ኣታዊ ይናበራ ምህላወን “ወኪል ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን “ፎርሻ’ክሪንካሳ” ን 2022 ኣመልኪቱ...
ዳርጋ ኣብ መላእ ሸወደን ብዝበሃል ደረጃ፥ ስግኣት ባርዕ ጫካ ልዑል፡ ኣዝዩ ልዑልን ክኽሰት ኣብ ጫፍ ዘሎን ተባሂሉ...