ሓረስቶት ትግራይ፡ መሬቶም ንኸይሓርሱ ኮነ ኢልካ ዕንቅፋት ይግበር ምህላዉ፡ ሓደ ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቃሊዑ። ንሱ እዚ ዝግበር ዘሎ...
ፖሎቲካ
ኣብ ቓዛ ዝርከብ ሓጹር፡ ብመጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምዕናዉ፡ ዕጡቓት ፍልስጤማውያን ናብ ከተማ እስራኤል፡ ቴል ኣቪቭ፡ 130 ሮኬታት...
ቁጠባ ሃገረ ፊንላንድ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብ 2.6% ከምዝውስኽን ኣብ ዝቕጽል ዓመት ድማ ብ 2.5% ክውስኽ ትጽቢት ከምዘሎ...
ልዕሊ ሚእቲ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ሰራዊት ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነበር: ኣብ ሱዳን: ፖለቲካዊ ዕቚባ ከም ዝሓተቱ...
ፍልስጤማውያን ምስ ፖሊስ እስራኤል ንሳልስቲ መመላእታ ኣብ ግጭት ኣብ ዘለዉሉ እዋን፥ ሎሚ ሰኑይ ክግበር እዩ ተባሂሉ ዝሕሰብ:...
ፕረሲደንት ደቡብ ሱዳን: ሳልቫ ኬር: ብመሰረት ኣብ 2018 ምስ ሪክ ማቻር ዝኸተሞ ስምምዕ ሰላም: ባይቶ ሃገሩ ብምብታን:...
ቀዳመይቲ እመቤት ነበር ሚሸል ኣቦማ: ንፍርዲ ሾቪንን ምንቅስቓስ ብላክ ላይቭስ ማተር ኣመልኪታ ምስ ተሌቪዥን CBS ኣብ...
ኣመሪካ፡ ካብ ኣፍጋኒስታን ክወጽእ ኣብ ምድላው ንዝርከብ ሰራዊት ልፍንቲ ውሑስ ንምግባር፡ ተወሳኺ ወተሃደራዊ ሓይሊ ምውፋራ ተገሊጹ። እዘን...
ሚኒስተር ፋይናንስ ቐጠር፡ ስልጣንካ ብዘይ ኣገባብ ተጠቒምካ ከምኡውን ገንዘብ ሃገር ናብ ውልቃዊ ጉዳይካ ኣውዒልካ ብዝብላ ክሲታት ኣብ...
ዋና ጸሓፊ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ (ANC) ደቡብ ኣፍሪቃ: ብክሲ ብልሽውና ክድስክል ዝተገብረሉ ኣገባብ ተቓዊሙ። እዚ ቅልስ ኣብ...