ዋና ጸሓፊ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና: ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም: ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲነታት ኣዝዩ ሕማቕ ምዃኑ: ዓጸቦን ጥሜትን...
ፖሎቲካ
ንሻሙናይ መዓልቱ ዝቐጸለ ግርጭት ፍልስጤማውያንን እስራኤልን ኣብ ቓዛ ኣመልኪቱ: ፕረዚደንት ኣመሪካ: ጆ ባይደን: ምቊራጽ ተዂሲ ክካይድ ጸዊዑ’ሎ።...
ሓደ ሚእቲ ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ካብ ሞሮኮ ተበጊሶም ናብ ስፓኛዊት ሴውታ እናሓንበሱ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትንሉ ዝነበሩ እዋን፡ ብበዓል...
ኣብ እስራኤልን ቓዛን ናይ ሮኬትን ኣየርን መጥቃዕቲ፡ ንሻብዓይ መዓልቱ ከም ዝቐጸለን፡ ቊጽሪ መወትቲ ድማ ናብ 200 ከም...
ኣብዚ ሎሚ ዓመት ክግበር ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ: ገለ ተቓወምቲ ሰልፊታት ኣይንሳተፍን ኢና ምባለን ዝዝከር ኮይኑ፥ ብሰንኪ ዝግበር...
ፍልስጤማውያን ዕጡቓት ናብ እስራኤል ዝገብርዎ ናይ ሮኬት መጥቃዕቲ እናቐጸለ ብዝኸደ መጠን መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ቓዛ ብጻዕቂ ይንህር...
ኣብ ደቡባዉ ምብራቕ ናይጀርያ ክልል ኣባያ ዕጡቓት ንሓደ መደበር ፖሊስ ብምጥቃዕ ከም ዘቃጸልዎ ቢቢሲ ሓቢራ። ፖሊስ እታ...
ኣብ ማሊ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ግብረሽበራውያን ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ማሊ ዞባ ጋዋ ኣብ ልዕሊ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ካብ ዕለት 17 ግንቦት ጀሚሩ፡ ንኣቚምዎም ዘሎ መምርሒታት ኮሮና ከዝልቖም ምዃኑ ሓቢሩ ምንባሩ ይዝከር። ይኹን...