ኣንስቲ ፕረሲደንትን ምክትልን፡ ደሞዝ ክሕሰበለን ንዝብል ውሳነ ባይቶ፡ ዜጋታት ጋና፡ ብትሪ ይነቕፍዎ ምህላዎም ተገሊጹ። እዘን ኣንስቲ፡ ኣብ...
ፖሎቲካ
ስርሒት ኣመሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ 31 ነሓሰ ከም ዘብቅዕን ክሳብ ሽዑ እቲ ሰራዊት ካብታ ሃገር ክወጽእ ቅኑዕ ውሳነ...
ኣፍሪቃውያን፡ ንቋንቋ ስዋሂሊ እንተዝመልኩ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ምግሃድ ዓቢ ተራ ምተጻወተ፡ ክብል ፕረሲደንት ኡጋንዳ፡ ዩወሪ ሙሰቨኒ፡ ገሊጹ።...
ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር፡ ጃኮብ ዙማ፡ ብቤት ፍርዲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተዋህቦ ናይ ማእሰርቲ ፍርዲ ንምፍጻም ንገዛእ ርእሱ...
ባይቶ ሽወደን፡ ትማሊ ረቡዕ ሰዓት 3፡00 ናይ ምሸት ኣብ ዘካየዶ ምርጫ፡ መራሒ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና፡ ስቴፋን ሎቪን፡...
ኢራን፡ ዝበልጸገ ዩራንዬም ከም ዘፍረየት ንዓለምለኸ ምክትታል ኑክሌር ኣፍሊጣ። ቴህራን፡ ንወኪል ኣህጒራዊ ኣቶማዊ ጸዓት፡ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡...
ፕረዚደንት ኬንያ፡ ኡሁሩ ኬንያታ፡ ኣብ እዋን ሕላፍ ሰዓት፡ ሓድሽ ፕሮጀክት ሆስፒታል ብምምራቑ፡ ካብ ኬንያውያን ከቢድ ነቐፌታ ይወርዶ...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ትማል ሰሉስ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብስልኪ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ቅልውላው ትግራይ፡...
ጉዳይ ስደተኛታት፡ ከቢድ ሓላፍነት ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ብዙሕ ሽግራት ዝፈጥር እዩ ክብል ሓላፊ ሰልፊ ሞደራትና፡ ኡልፍ ክሪስተርሾን፡...
ናብ ሎሚ ረቡዕ ዘውግሕ እዋን፡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 1፡00 በቆጻጽራ እቲ ከባቢ፡ ፕረዚደንት ሃገረ ሃይቲ፡ ጆቬነል ሞይሰ፡...