231 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ: በቲ ንቱርኪ ምስ ኤውሮፓ ዘራኽብ ባሕሪ ኤግያን (Aegean Sea) ኣቢላ ኣብ ትጓዓዘሉ ዝነበረት...
ፖሎቲካ
ዝዓበየ ሰልፊ ቱኒዝያ፡ ኣልናህዳ፡ ፕረዚደንት ሳዒድ ቃዒስ፡ ሓድሽ ምርጫ ከካይድ ጻውዒት ከምዘቕረበ ማዕከን ዜና ተተ ካብታ ሃገር...
ቢልዬነርን ቀዳማይ ሚኒስተር ነበርን፡ ነጂብ ሚካቲ፡ ድምጺ ባይቶ ብምርካብ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ከም ዝኾነ ተገሊጹ ክብል ማዕከን...
ኣብ ርእሰ ከተማ ቱኒዝያ፡ ቱኒስ፡ ሰልፈኛታት ብክልተ ወገን ኮይኖም ንሓድሕዶም ኣእማንን ጠራሙዝን ክደራበዩ ይረኣዩ ኣለዉ። ፕረዚደንት እታ...
ብዙሓት ሰባት ብገበን ቅትለት ወድ ሰብ ተኸሲሶም ገበነኛታት ኮይኖም እንተተረኺቦም ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዝዋሃቦም ዝነበረ...
ካብ ርእሲ ከተማ ሊብያ፡ ትሪፖሊ፡ 120 ኪሎ ሜተር ርሒቓ ካብ እትርከብ ወደብ ኾምስ፡ ናብ ኤውሮፓ ንምስጋር ዝሃቀኑ...
መንግስቲ ቻይና፡ ዜጋታት ካብ ሓደ ንላዕሊ ክወልዱ ብዝሓደሮ ድሌት ብምብጋስ፡ ኣብታ ሃገር ንዘለዋ ንመኽሰብ ዝሰርሓ ናይ ግሊ...
ፕረዚደንት ኒካራጓ፡ ዳንኤል ኦርቴጋ፡ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ትርር ዝበለ መርገጺ ሒዙ ምህላዉን መበል ሻብዓይ ሕጹይ ፕረዚደንትነት ኣብ...