ፖሎቲካ
ን ሩስያን ቻይናን ብምስዓብ ኢራን ኣብ ኣፍጋኒስታን (ካቡል) ዝርከብ ኤምባሲኣ ከም ዘይትዓጹ ኣፍሊጣ’ላ። እቲ ኣኽራሪ እስላማዊ ምዃኑ...
ቅዋማዊ ቤት ፍርዲ ኡጋንዳ ከም ኣካል ጸረ-ፖርኖግራፊ ዘተኣታተዎ ደቀንስትዮ ሓጺር ጎና ከይክደና ዝድንግግ ኣዋጅ ከም ዝሰረዞ ተፈሊጡ።...
ፖላንድ ንጠለባት ኣውሮጳዊ ሕብረት ብምድናን ነቲ “ቦርድ ዲሲፕሊን” ዝስመ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝርከብ ኣከራኻሪ...
ክሳብ 2035 ኣብ ዘሎ ዓመት ጸሓያዊ ጸዓት ኣመሪካ ካብዚ ዘለዎ 3% ናብ 40% ክብ ክብል ከም ዝኽእል...
ኩሎም ኣባላት ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ ካቡል፡ ናብ ሽወደን ተመሊሶም ከምዘለዉ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ኣን ሊንደ፡...
ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ ምስ ወኪል ጣሊባን ኣብ ካቡል ድሕሪ ምርኻብ፡ ሩስያ፡ ንመንግስቲ ጣሊባን ኣፍልጦ ንምሃብ ዘሀውኽ...
ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ፖለቲካዊ ቅልውላው፡ መንግስቲ ማሌዥያ፡ ናብ ምውዳቕ ገጹ ተገማጊሙ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብውሕዱ 10 ሽሕ ሰባት ካብ ካሜሮን ናብ ጫድ ከም እተሰደዱ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ...
ሃገረ ቻይና፡ ምስ ኣፍጋኒስታን ዘለዋ ዝምድናን ምትሕግጋዝን ከተዕሙቕ ከም እትደሊ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ቤይጂንግ፡ ሁዋ ቹንዪንግ፡...