ስቴት ኒው ዮርክ ንመጀመርታ ግዜ ብ ጓለንስተይቲ ትምራሕ ምህላዋ ተገሊጹ። ሎሚ ሰሉስ ካቲ ሆሹል መበል 57 ኣመሓዳሪት...
ፖሎቲካ
ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ኣብ ስቴት ተነሰ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም ዝኣወጀ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት...
ልዕሊ 1000 ብ English Channel ኣቢሎም ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ይፍትኑ። ኣብ ዝሓለፋ 24 ሰዓታት ልዕሊ 1000 ሰባት...
ኣመሪካ: ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጃምላዊ መቕተልቲን ጾታዊ መጥቃዕቲን ፈጺሙ እዩ ንዝበለቶ ኤርትራዊ ወተሃደራዊ ኣዛዚ እገዳታት ኣንቢራ...
ኢትዮጵያ ምስ ዓበይቲ ማዕከናት ማሕበራዊ ሚድያ ዝኾና Facebook, Twitter, Whatssapp ከምኡውን Zoom ዝወዳደር ሚድያ ምቛም ጀሚራ ተባሂሉ።...
ፖላንድ: ምስ ቤላሩስ ኣብ ዘራኽባ ዶብ 2.5 ሜትሮ ዝንውሓቱ ሓጹር ክትሃንጽ ምዃና: ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር: ማርዩስ...
ሰባት፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል ናይ ምጉዕዓዝ መስርሕ፡ ብናህሪ ይሳለጥ ምህላዉ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ገሊጹ። ጉጅለ...
ካብ ፈረንሳይ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ብመንገዲ መትረብ እንግሊዝ ኣቢሎም፡ ብሰለስተ ናእሽቱ ጀላቡ ተጻዒኖም ክሰግሩ ዝፍትኑ ካብ ዝነበሩ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ኣብ ዝቕጽል ወቕቲ ቀውዒ፡ ካብ መዝነቱ ክሰናበት ምዃኑ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና...