ፖሎቲካ
ግሪኽ: ሽዱሽተ Rifale ዝተሰምያ ነፈርቲ ኲናት: ካብ ፈረንሳ ክትሽምት ዓብዪ ውዕል ምፍጻማ መንግስታት ኣቴንስን ፓሪስን ኣረጋጊጾም ክብል...
ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራት ኣብ ልዕሊ ብኣርሚን ላቸት ዝምራሕ ዓቃባዊ ሰልፊ ጸብለልታ ኣርእዩ ምህላዉ: ክትዕ እዞም ሰልፊታት ብተሌቪዥን...
ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃንጋሪ፡ ቪክቶር ኦርባን፡ ኣብ ቡዳፔስት ተራኺቦም። እዚ ኣብ ዕጹው ማዕጾ እተኻየደ ሓጺር...
ኢራን ኣብ መደብራት ኑክሌር፡ ናይ በዓል መዚ ኣቶሚካዊ ጸዓት፡ ካሜራታት ሓለዋ፡ ክትከላ ምስ ወኪል በዓል መዚ ኣቶሚካዊ...
ፈረንሳ ምስ ሓድሽ መንግስቲ ጣሊባን ዝኾነ ዝምድና ኣይክህልዋን እዩ ክብል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፡ ዢን ይቬስ...
ፕረዚደን ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ምስ መዘንኡ መራሒ ሃገረ ቻይና፡ ዢ ጂንፒን፡ ናብ ሎሚ ዘውግሕ ለይቲ፡ ን90 ደቓይቕ...
ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሚአን ፈረንሳውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ዋጋ መከላኸሊ ጥንሲ ክኸፍላ ብዘይምኽኣለን፡ ካብ ጥቕሙ ክሕረማ ስለዘይብለን፡ ብነጻ...
ክፍሊ ፍትሒ ኣሜሪካ፡ ንግዝኣት ቴክሳስ፡ ከምዝኸሰሶ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተት ሓቢሩ። እዚ ዝኾነሉ ዘሎ፡ ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡...