ብዓርቢ: ኣስታት 2000 ሰባት ካብቲ ተኣኪቦምሉ ዝነበሩ ዶብ ደል ሪዮ (መክሲኮ) ክግዕዙ ከም እተገብረ ክፍሊ ውሽጣዊ ጸጥታ...
ፖሎቲካ
ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ካቡል: ዝሰርሓ ዝነበራ ደቀንስትዮ ደጊም ክወፍራ ከም ዘይፍቀደለን ተገሊጹ። ደቀንስትዮ ነቲ ብደቂ ተባዕትዮ...
ኣብ ግሪኽ ዝርከብን ቅድሚ ሕጂ፡ ምስ ሓሙሽተ ርእሱ እተዓጽወ መዓስከር ስደተኛታት: ብቐዳም: ዳግማይ ከም እተኸፍተ ተገሊጹ። እዚ...
ኣሜሪካን ብሪጣንያን ምስ ኣውስትራልያ ዝኣተዋኦ ውዕል ምክልኻል ኣህጉራዊ ነቐፌታ ኣስዒቡለን ምህላዉ ቢቢሲ ሓቢሩ። እዚ ንቻይና ንምዕጋት ተባሂሉ...
እቶም ብዕለት 6 መስከረም፤ ካብ ኣብ ሰሜን እስራኤል ዝርከብ፤ ቤት ማእሰርቲ ጀልቡዕ፤ ሞሊቖም ሃዲሞም ዝጸንሑ 6 ፍሌስጤማውያን፤...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፤ ንጉዳይ እቶም ኣብ ሽወደን ዑቕባ ሓቲቶም፤ መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምሓዞም፤ ናብ ሃገሮም ዝምለሱ...
ብምድፋር ደቀንስትዮ ዝጥርጠር ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ: ኣብ ደቡባዊት ክልል ተላንጋና ኣብ ዝርከብ ኣረጊት መገዲ ባቡር: ሞይቱ...
ፕረዚደንት ኣልጀርያ ነበር: ዓብደልዓዚዝ ቡጠፍሊቃ: ንንውሕ ዝበለ ግዜ ሓሚሙ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 84 ዓመቱ ሎሚ ቀዳም...
ብሕማም ምኽንያት ካብ ስራሕ ንዘቋርጹ ሰባት፤ ዝሓሸ ቁጠባዊ ደገፍ ንኽረኽቡ ዘኽእል መንግስታዊ እማመ ኣብቲ ናይ ዓመተ 2022...