ፕረሲደንት ኣመሪካ ነበር: ዶናልድ ትራምፕ: ንጋዜጣ New York Times ንጓል ሓዉ ዝኾነት ጸሓፊትን ተመራማሪት ስነኣእምሮ: ሜሪ ትራምፕ:...
ፖሎቲካ
ኣብ ዝምድና ኣመሪካን ፈረንሳን ተኸሲቱ ዝነበረ ወጥሪ እናፎኸሰ ምምጽኡን ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣምባሳደር ፈረንሳ ናብ ዋሺንተን ክምለስ...
ድሕሪ ብረክዚት፡ ኣመሪካ ምስ ብሪጣንያ ነጻ ናይ ንግድ ውዕል ክትገብር፡ ዕድል የብላን ክብል ጆ ባይደን ምስ ቦሪስ...
ካሜሩናዊ ኣህጒራዊ ተጻዋታይ ኲዕሶ እግሪ፡ ሳሚኤል ኤቶ፡ ናይ ሃገሩ ፕረዚደንት ፈደሬሽን ኲዕሶ እግሪ ንክኸውን ከም እተሓጽየ ተገሊጹ።...
ኣመሪካ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ብሪጣንያን ንዝመጹ ገያሾ ብዝምልከት ሕግታት ኢሚግሬሽን ከም ዘፍኰሰት ተገሊጹ። እዞም ገያሾ ክቱባት ክኾኑ...
ወጻኢታት ናይተን ካብ መዋእለ ህጻናት ክሳብ ላዕለዋይ ደረጃ ዘለዋ ቤት ትምህርታት፡ ኣብ ዓመተ 2020 ጥራይ፡ ክሳብ 308.5...
ሃገረ ሽወደን፡ ንኣህጉራዊ ማዕከን ኮቫክስ፡ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ፡ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ምዃና ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...
ኣዛዚ ሰራዊት ግብጺ ነበር ፊልድ ማርሻል መሓመድ ሑሴን ታንታዊ ዓሪፉ። ታንታዊ ወዲ 85 ዓመት እዩ ኔሩ። ኣብ...
መንግስቲ ሱዳን ካብ ደገፍቲ ስርዓት ዑመር ኣልበሺር ንዝተኻተደ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ምፍሻሉ ገሊጹ’ሎ። “ሓደ ዕልዋ መንግስቲ ኣፍሺልና...