ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ከም ዝመርሐ ዝንገረሉ ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ንባዕሉ መራሒ ዝገብር ሓድሽ ቆንስል መሪሕነት ኣቚሙ’ሎ።...
ፖሎቲካ
እዚ ዘሎ ውግእ ሕድሕድ፡ ኣዝዩ ሕማቕ ጽልዋታት ክህልዎ ይኽእል እዩ ክብል፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ሓደ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ...
እንድሕሪ ኣብ ልዕሊኣ ተጻዒኑ ዘሎ እገዳ ተላዒሉ: ኢራን: ንስምምዕ ፓሪስ ክትክትም ድልውቲ ከም ዘላ ሓደ ላዕለዋይ መራሒ...
ኣመሪካ: ሽግር ኢትዮጵያ: ብዲፕሎማሲ ክፍታሕ ተስፋ ከም እትገብር ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ: ኣንቶኒ ብሊንከን: ገሊጹ። ንሱ ምስ ፍሉይ...
ብዙሕ ሰብ ዘይተጸበዮ ስምምዕ ክሊማ ኣመሪካን ቻይናን ምስናይ ኣሕዲርዎ ዘሎ ጠርጠራ ብሓጎስ ከም ዝቕበልዎ ተሳተፍቲ ዋዕላ COP26...
ኣባላት ባይቶ ሽወደን፡ ኣብ ናይ ባይቶ ስራሓት ከይተሳተፉ፡ ክፍሊት ክኽፈሉ ምጽነሖም ዝፍለጥ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት...
ዕግርግር ካፒቶል ንምምርማር ዝቖመት ሽማግለ ባይቶ: ኣብ ዋይት ሃውስ ንዘሎ ሰነዳት ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ዶናልድ ትራምፕ ንኽትርኢ...
ካብ ዴኒማርክ ናብ ሽወደን ዝካይዱ መስርሕ ምስግጋር ዘይሕጋውያን ሰባት፡ ክዓግት ከምዘይክእል፡ ፖሊስ ሓለዋ ዶባት ሽወደን ሓቢሩ ክብል...
ሓደ ሰብ፡ ጾታዊ መንነቱ ዝቕይረሉ ግዜ፡ ዕድሚኡ 18 ዓመት ምስ ኣኸለን፡ ናይ ሕክምና መረጋገጺ ምስ ዝህልዎን ምዃኑ...
ካብ ዕለት 4 ክሳብ 9 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ፡ ብማዕከን ኖቨስ ኣብ ልዕሊ ካብ 18 ክሳብ 79 ዓመት...